Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ዝተረኸበ ኣፋፍኖት ሰላም ክንከናኸኖ ይግባእ- ጄኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረኸበ ኣፋፍኖት ሰላም ክንከናኸኖ ይግባእ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ተዛሪቦም። እቶም ጀነራል ኣብ ምዕራብ እዚ ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ተረኺቦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ሰራዊት ንሃገሩ ክብሪን…

መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዘድሊዮም 21 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዘድሊዮም 21 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ንክገብሩ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ብምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ 6 ዓይነታት ፍርያት ናብ ዓለም ለኸ ዕደጋ ክፅምበሩ ከምተዝገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ 6 ዓይነታት ፍርያት ናብ ዓለም ለኸ ዕደጋ ክፅምበሩ ከምዝገበረ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሚኒሰቴር ኢንዱስትሪ ፌዴሪኢ በጀት ዓመት 2015 ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ጎንደር የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ…

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣትላንታ ጆርጂያ ቀጥታ በረራ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣትላንታ ጆርጂያ ቀጥታ ናይ መንገደኛታት በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እዚ በረራ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ዝግበር ምዃኑ ካብ ካብቲ መንገዲ ኣየር  ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዚ በረራ ካብ ዋሺንግተን…

ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብምኽንያት ሓደጋ ምስባር መርከብ ብውሑዱ 145 ሰባት ጠፊኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሩባ ሉሎንጋ ብምኽንያት ሓደጋ ምስባር መርከብ ብውሑዱ 145 ሰባት ናብ ዝኣተዉዎ ጀከምዘይተፈለጠ ተገሊፁ። ሰብ መዚ እታ ሃገር ከምዝሓበሩዎ÷ ኣብ ሩባ ሉሎንጋ ተሳፈርቲ እናጓዓዓዘት ዝነበረት ናይ ሞተር መርከብ ልዕሊ…

1 ሺሕን 173 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 173 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እተም 12 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ነቶም ተመለስቲ ዜጋታት ኣብ መፅንሒ ማእኸላት ግቡእ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝተገበረ ምምሕያሽ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ገምት ዘእተወ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ከምዝተገበረ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ ሓዱሽ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ተግባር ከምዝውዕል ድማ ተሓቢሩ።…

ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 16 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ከባቢታት ልዕሊ 16 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ከምዝገብር መንግስቲ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ልምዓት ብሪታኒያ ኣንድሪው ሚሸል ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሓገዝ ትግራይ ሓዊሱ ብድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ወገናት ከምኡ…

መገዲ ክፍሊት ኣዲስ-ኣዳማ ናብ ኣደማ መውፅኢ ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ሓደጋ ትራፊክ ተዓፂዩ ዝነበረ መገዲ ክፍሊት ኣዲስ-ኣዳማ ዋና ናብ ኣደማ መውፅኢ መስመር ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ከምዝተገበረ ኢንተርፕራይዝ መገዲታት ክፍሊት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። መራሒት ጉጅለ ኮሙኒኬሽን እቲ ኢንተርፕራይዝ ዘሃራ መሃመድ ንፋና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተፈላለዩ ላዕላዊት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ቦታታት ዝኾኑ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዝተፈላለዩ ላዕላዊት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ቦታታት ዝኾኑ ሹመታት ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብመሰረት ሕገመ መንግስቲ ዓንቀፅ 74(2) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝስዕቡ ሹመታት ንከፅድቕ ሓቲቶም። ብመሰረት እዚ፦…