Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ውሽጢ ኻደ ሰሙን ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 5 ክሳብ 11 ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ክትትል 142 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝኣትዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን…

ዓለም ለኸ ጉባዔታት ኣብ ኢትዮጵያ ምክያዶም ሰፊሕ ዕድል ዝፈጥር ኢዩ – ዶ/ር በለጠ ሞላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባዔታት ኣብ ኢትዮጵያ ምክያዶም ሃገራት ናብ ኢትዮጵያንኽመፅኣ ሰፊሕ ዕድል ዝፈጥር ከምዝኾነ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ገሊፆም። ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮሙኒኬሽን ሰለስተ ዝተፈላለዩ ጉባኤታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሸን ሂሩት ገብረስላሴ፥ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብዝምልከት መብርሁ ሂበን። ኣብቲ መድረኽ ፅንሰ ሓሳብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንትን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣዘራሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ነበር ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መዓዛ አሸናፊን ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሰለሞን አረዳን ኣዘራሪቦም። ኣብቲ ዘተ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝነበርሉ እዋን ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ…

ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣይ ኤም ኤፍ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣይ ኤም ኤፍ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር ምስ ኣባላት እቲ ልኡኽ ብሓባር ኣብ ዝሰርሕኦም ጉዳያት ምዝታየን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቶም…

ኣብ መመሓየሺ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ መመሓየሺ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ብምትኳር ምስ ሙሁራን ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዓውዲ ትምህርቲ ተሳቲፎም፡፡ ኣድላይነት ምምሕያሽ እቲ ፖሊሲን…

ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ንምሕላፍ ዝፈተኑ ሰራሕተኛታት ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተውሃቦም ሓላፍነት ንጎኒ ብምሕዳግ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝኣተዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ንምሕላፍ ዝፈተኑ ክልተ ሰራሕተኛታት ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክትትልን ቁፅፅርን ዝርገሐ ኮቪድ-19 ክገብሩ…

ቀ/ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ዓመት ቻይና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም  ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ቻይና ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ንህዝቢ ቻይናን መንግስቲን እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኩም ክብሉ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒቶም ብማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም…

ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ዘተ ፈፃሚ ስራሕ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ዘተ ፈፃሚ ስራሕ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ምዃኑ ካብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana ድረ…

ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዘበናዊ ብምግባር ኲናት ብዘበናዊ መሳርሒ ኲናትን ውሱን ሓይሊ ሰብን ናይ ምዝዛም ዓቕሚ ይህነፅ ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ኲናት ኣዋሽ ኣርባ ብምርካብ ብምውዳድ ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዝተገበረ ወተሃደራዊ ምርኢት ጥምር ሰራዊት ተዓዚቦም። ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዘበናዊ ብምግባር ኲናት ብዘበናዊ መሳርሒ…