Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሱዳን ጄኔራል ኣብደል ፈታሕ ኣል ቡርሃን ዘቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብቲ ዘተ ህዝቢ ሱዳን ብዘይ ምንም ኢድ ኣእታውነት ዝጀመርዎ ከይዲ ፖለቲካ ብዓወት…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 745 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 745 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ንተበፃሕነት ዝሓሸ ኣገልግሎት ጥዕናን ብሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዘጋጠሞምን ከምዝውዕል ተገሊፁ። ጎንፂ ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት ኣስታት 24 ሚሊየን ዜጋታት እኹል ኣገልግሎት ጥዕና…

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ንሓደ መዓልቲ ዝፀነሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብር ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ካርቱም እንትበፅሑ፥ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ…

ንውፅኢታውነት ዓውዲ ጥዕና ተሳትፎ ውልቀ ዓውዲ የድሊ- ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዓውዲ ጥዕና ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ዘሎ እኳ እንተኾነ ንውፅኢታውነት እቲ ዓውዲ ተሳትፎ ውልቀ ዓውዲ የድሊ ከብላ ሚኒስተር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን። ዓለም ለኸ ፎሮም ኢንቨስትመንት "ኢንቨስንት ኦርጅንስ 2023" ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝዝቲ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ መቐለ ክጓዓዝ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝዝቲ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ መቐለ ክጓዓዝ ኢዩ። ኣብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ዶክተር ሰለሞን ኣብርሃ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ክሳለጥ ክብል ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ወፃኢ ዓድን ዝርከቡ ማሕበራት ዳያስፖራ፥ ናብቲ መርሃ ግብሪ ንዝመፅኡ ትማሊ…

ኢትዮጵያ ሕርሻ ብምዝማን ብምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ትገብሮ ፃዕሪ ንሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ይኸውን ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕርሻ ብምዝማን ብምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተገሊፁ። “ንኣፍሪካ ንመግብ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኢሉ እውን ንባዕልኻ ኣብ ምኽኣል ዘድሃበ ኣኼባ ሴኔጋል ዳካር ይሳለጥ…

ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 21 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ ካብ…

ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ምድላዋት ዝተመልከተ ገምጋም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት ንዝካየድ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ምድላዋት ዝተመልከተ ገምጋም ተኻይዱ። መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 42 ጉባኤ ኣፈፀምቲ ስራሕ እቲ ሕብረትን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 15 ክሳብ…

ንህዝበ ውሳነ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሚሊየን መረፅቲ ካርድ ወሲዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝበ ውሳነ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሚሊየን መረፅቲ ካርድ ከምዝወሰዱ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ትሕቲ ክልላዊ መንግስቲ ብ/ብ/ሕ/ ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን 29 ጥሪ 2015…