Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሱዳን ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ ሱዳን፣ ካርቱም ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፃንሒቶም ምስ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳንን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ዝገበርዎ ዘተ ውፅኢታዊ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ  ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዳያስፖራታትን…

ናብ ሱዳን ብምምፅአይን ምስ ኣብ መንጎ ልሓታዊ ህዝቢ ሱዳን ብምርካበይን ሕጉስ ኢየ-ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናብ ሱዳን ብምምፅአይን ምስ ኣብ መንጎ ልሓታዊ ህዝቢ ሱዳን ብምርካበይን ሕጉስ ኢየ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብጄኔራል ኣብዱል ፋታሕ ኣል ቡርሃን…

160 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብታ ሃገር ምስ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 160 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እቶም 32 ዕድሚኦም ካብ 18 ንታሕቲ ከምዝኾኑ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካን  ጉጅለ ምንዳይ ሰለስቲኣዊ መፍትሕን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካን  ጉጅለ ምንዳይ ሰለስቲኣዊ መፍትሕን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ናይ ኢትዮጵያ መትከል ኢድ ኣእታውነት ዘይ ምህላው ንባዕላ ጥራሕ ዘይኮነስ ንካልኦት እውን ዝሰርሕ ከምዝኾነ…

ሳዕቤን ዘይንቡር ምፍሳስ ደም ወርሓዊ ፅግያት

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት ርብዒ ደቂ ኣንስትዮ ምሒር ብዝሒ ፃግነ (menorrhagia) ተባሂሉ ዝፍለጥ ሕክምናዊ ኵነታት ከምዘጋጥመን መፅናዕቲታት ይሕብሩ። ከቢድ ፅግያታዊ ደም ድማ ሜነረጂያ (menorrhagia) ከቢድ ወይ ንነዊሕ እዋን ዝፈስስ ዘይንቡር ወርሓዊ…

መዓልታዊ ኣብ ኢንተርነት እንዝርግሖ ስእልን ቪድዮን ኣበይ ይኽዘን?

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዓልቲ ክንደይ ግዜ ተሌፎንካ ትጥምት? ኣብዚ ዓመት ዝተገብረ ሓደ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ፡ ሓደ ሰብ ብማእከላይ ገምጋም ኣብ መዓልቲ 58 ግዜ ተሌፎኑ ይርኢ፤ ካብዚ 58 እቲ 30 ኣብ ቦታ ስራሕ እዩ። እቲ መጽናዕቲ ኣብ 47 ሃገራት ዝተኻየደ…

ኣትሌታት ንመበል 44 ሻምፒዮና ዓለም ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)18 ለካቲት 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ከተማ ባትረስት ንዝግበር መበል 44 ሻምፒዮና ዓለም፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያ በምውካል 14 ደቂ ኣኒስቲዮ ዘርከበኦም 28 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም።…

ፈረንሳይ ወተሃደራታ ካብ ቡርኪና ፋሶ ንምውፃእ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ወተሃደራታ ካብ ቡርኪና ፋሶ ንምውፃእ ምስምዕማዓ ገሊፃ። ቡርኪና ፋሶ ወተሃደራት ፈረንሳይ ካብ ሃገረይ ይውፅኡ ዝብል ሕቶ ምቕራባ ስዒቡ መንግስቲ ፈረንሳይ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝኾነ ድማ ተገሊፁ። መንግስት ቡርኪና ፋሶ ኣብ 2018 ዝተገበረ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሌተናል ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዘቲዮም። ህዝቢ ሱዳን ናይ ባዕሎም ፀገም ፀገም ባዕልቶም ንምፍታሕ ዘለዎም ዓምዩቕ ዓቕሚ ንክጥቀሙ ምትብበዖም ካብ ቤት…