Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘጋጥም ምምዝባል ዘላቕ መፍትሒ ኣብ ምትእልላሽ ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምስ ፍሉይ ኣማኻሪ ጉዳይ ተመዛበልቲ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሮበርት ፓይፐርን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘጋጥም ምምዝባል ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዝተሰርሑ  ስራሕቲ…

ልዕሊ 50 ሚኢታ ውፅኢት ዝረኸቡ ቁፅሪ ተምሃሮ 29 ሺሕን 909 ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈተና 12 ክፍሊ እዚ ዓመት ልዕሊ 50 ሚኢታ ውፅኢት ዝረኸቡ ተምሃሮ ቁፅሮም 29 ሺሕን 909 ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትምህርቲን ኣገልግሎት ትምህርቲን ምዘና ፈተናታትን÷ ኣብ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ኣድሂቦም መግለፂ…

ብከንቲባ ኣዳነች ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝነብሩ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ኣዳነች ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝነብሩ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘቲዩ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ እዋናዊ ዛዕባን ዳያስፖራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ዕድላትን ብዝምልከት ጠመተ…

ኣብ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ንወታደራዊ ኣታሼታት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ንወታደራዊ ኣታሼታት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝፈረመ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ኣተገባብርኡ ዝምልከት መብርሂ ኢዩ እናተውሃበ ዝርከብ። ዳይሬክተር…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። እቲ ስምምዕ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀጣና ናፃ ንግዲ ድሬዳዋ ብምእታው ምስራሕ ዘኽእሎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትል ፕሬዚዳንት…

ሰብ ሃፍቲ እንግሊዝን ኳታርን ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ እንግሊዝን ኳታርን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ባንኪን ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽንን ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም። ትማሊ ብዕሊ ኣብ ዝተኸፈተ ዓለም ለኸ መድረኽ ኢንቨስትመንት “ኢንቨስት ኦሪጂንስ 2023” ተሳተፍቲ ዝሖኑ ሰብ ሃፍቲ…

ሩሲያ “ኤም ዋን ኣብራምስ” ን “ሊዮፓርድ 2” ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ። ጀርመንንኣሜሪካን ቅድሚ ክልተ መዓልታት "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ንዩክሬን ንምልኣኽ ድልዋት ከምዝኾና ምግላፀን ይዝከር። ነዚ ስዒቡ…

2 ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ወፃኢ ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ወፃኢ ከምዝኣቱ ኢንዱስትሪ ግሩፕ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ንመዕደጊ ዝኸውን 110 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ከምዝተገበረ እውን ተገሊፁ፡፡ እቲ ሽኮር ካብ ብራዚል ከምዝተገዝአ ሓላፊ ርክብ…

ናብ ትግራይ ትራንስፖርት መሬት ንምጅማር ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ክልል ትግራይ ትራንስፖርት መሬት ንምጅማር ንማሕበራት መምርሒ ከምዘመሓላለፈ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝሓሮ÷ ብሚኒስትር ዝምራሕ ኮሚቴ ሚኒስትራት ምስ ፈቐደ ኣገልግሎት ክጅመር ኢዩ፡፡…

ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናን ተምህርቲ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቶም ተፈተንቲ ካብ ሎሚ ምሸት ሰዓት 5ን 30 ደቓይቕን  ጀሚሩ ውፅኢቶም ብድረ ገፅ https://eaes.edu.et/ ፤ ብ6284 ሓፂር መልእኽቲ…