Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ባርዕ ሓዊ ዘጋጠሞ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከታመ ለሚ ኩራ ብዝበለፀ ንምህናፅ መርብራብ ይግበር ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባርዕ ሓዊ ዘጋጠሞ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከታመ ለሚ ኩራ ብዝበለፀ ንምህናፅ መርብራብ ይግበር ኣሎ ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኣብቲ ሀንፃ ዝነበረ ሰነዳት መንግስቲን ህዝብን ብሰንኪ እቲ ባርዕ መንም ዓይነት ጉድኣት…

ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ብምድብ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ብ8 ደቒቓን 37  55 ማይክሮ ካልኢትን ብምእታው ነቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ።…

መንግስቲ ጃፓን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ማሽነሪታት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ማሽነሪታት ደገፍ ገይሩ። ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ማይ ህንፀት ዓቕሚን ስግግረ ቴክኖሎጂን ግድኡ ዝፃወት ዘሎ መንግስታዊ ትካል ኢዩ ተባሂለሉ። መንግስቲ ጃፓን ዝገበሮ ደገፍ…

ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም። እቶም መዳርግቲ ልምዓት ዝተሳተፍሉን ኣብ ሴኔጋል ዳካር ዝተሳለጠን መበል ካልኣይ ጉባኤ ምግቢ ኣፍሪካ ትማሊ ተዛዚሙ።…

ልዕሊ 183 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 183 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲታት ካብ 12 ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ማእድን፣…

ስርዓት ዕድጊት ብዝምልከት ምስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ዕድጊት ብዝምልከት ምስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘተ ይግበር ኣሎ። በዓል መዚ ምምሕዳር ዕድጊት ንብረት መንግስቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ሃራማያ ዩኒቨርሲቲ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። መንግስቲ በቢዓመቱ ካብ ዝምድቦ ዓመታዊ…

400 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳባሪያ) ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ 400 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳባሪያ ሓመድ) ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ኣገልግሎት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ከምዝሓሮ÷ መዳበርያ ሓመድ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ብዕዉት ኩነታት እናተሳለጠ…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 141 ተቃላዕቲ ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 141 ተቃላዕቲ ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ። እቶም ስደተኛታት ሓደገኛ ብዝኾነ ኩነታት በዘይሕጋዊ ኣዘዋዋሪት ጃልባ ናብ የመን እናተጓዓዙ ከምዝነበረ እቲ ኤምባሲ ገሊፁ። ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጠረፋማ ክፋል…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሞባይል ባንኪንግ ትኬት መገዲ ኣየር ኣብ ዝገዝኡ ዓማዊል ኣንቢሩዎ ዝነበረ ገደብ መጠን ብር ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሞባይል ባንኪንግ ትኬት መገዲ ኣየር ንምግዛእ ቅድሚ ሕዚ ዝነበረ ገደብ 100 ሺሕ መጠን ብር ከምዘልዐለ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዓማዊሉ ትኬት በረራ ንምግዛእ ኖት ብር ምሓዝ እንተየድለዮም ብሞባይል ባንኪንግ…

1 ሺሕን 137 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 137 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 33 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 135 ደቂ ተብዕትዮን…