Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኮምፒተር ኣብ ሕቚፊ ምቕማጥ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ የስዕብ-ተመራመርቲ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ጠንቅታት መኻንነት ደቂ ተባዕትዮ ከምዘስዕብ ተመራመርቲ ገሊፆም። እቶም ተመራመርቲ ከምዝገለፅዎ፥ ጠንቂ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ እንተወሓደ ሓሙሽተ ምኽንያታት ኢዮም። ንሳቶም ድማ፥ ልዕሊ ዓቐን ርጉዲ፣…

ብሄራዊ ጉባኤ ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጉባኤ ሃረሪ 6ይ ዙር 2ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ÷ ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ጉባኤ ክልል ሃረሪ ኣይተ ሙህየዲን አህመድን ምክትል ኣፈ -ጉባኤ ወይዘሮ ዚነት ዩሱፍን…

ብምክትል ሚኒስትር ፍትሒ ቱርኪ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ሚኒስትር ፍትሒ ቱርኪ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ገይሩ። ኣብ ሞንጎ መንግስታት ኢትዮጵያን ቱርኪን ዘሎ ክልተኣዊ ምትሕብባር ሕጊን ፍትሒን ኣብ ዝጠናኸረሉ ኩነታት ንምዝታይ ኢዩ ብምክትል ሚኒስትር ፍትሒ መንግስቲ ቱርኪ…

80 ገበን ተንከፍ ጉዳያት ተንቲኑ ምውዝዑ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ዘጋጠሙ 1 ሺሕን 360 ዘጠራጥሩ ጉዳያት መበገሲ ብምግባር 80 ገበን ተንከፍ ጉዳያት ፈልዩን ተንቲኑንንዝምልከቶም ኣካላት  ምውዝዑ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ። ካብ እቶም ዝቐረቡ ኣጠራጠርቲ ዛዕባታት እቲ…

ኣብ መስጊድ ፓኪስታን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት 59 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ግዝኣት ፓኪስታን ከተማ ፔሻዋር ኣብ ውሽጢ መስጊድ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ቦምብ ብውሑዱ ሕይወት 59 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ፡፡ መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ መስጊድ÷ ኣብ ጥቓ ልዑል ሓለዋ ዝግበረሉ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ እታ ሃገር ከምዝርከብ ተሓሩ።…

እቶት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ብ28 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ወሲኹ – ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቶት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ምስ ዝሓለፈ ዓመት ኣፈፃፅማ እንትነፃፀር ብ28 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ሽዱሽተ ወርሒ ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድን…

ኢትዮ-ቴሌኮም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ኣጀሚሩ። እቶም ኣገልግሎታት ክላውድ፣ ስትሪሚንግ ሙዚቃን ማዕኸን ሓበሬታ ሞባይል ቴሌ ድራይቭን እንትኾኑ፥ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ስምምዕ ብምፍፃም ከምዝተጀመሩ ተገሊፁ። እቲ ትካል ቴሌ ድራይቭ፣ እልፍ…

ኩባንያ ሩሲያ ታንኪታት ኔቶ ንዘዕነወ ወታደር 70 ሺሕ ዶላር ሽልማት ክህብ ኢየ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ ኬሚካል ዝኾነ ፎረስ ዝተብሃለ ኩባንያ ሩሲያ ታንኪታት ኔቶ ንዘዕነወ ወታደር 70 ሺሕ ዶላር ሽልማት ከምዘቕረበ ገሊፁ። እቲ ኩባንያ÷ ኣብ ዩክሬን ታንኪታት ኤም 1 ኣብራምስን ሊዮፓርድ- 2 ንዘዕንዉ ወታደራት ሽላመት ከምዝህብ ኣፍሊጡ ኣሎ።…

ኣፈጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂ ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሎ እወንታዊ ምትሕብባር ኣጠናኺርና ምቕፃል ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣብቲ ዘተ ተገሊፁ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንልዕሊ 284 ሺሕ ዜጋታ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ልምዓት ስራሕ፣ ኢንተርፕራይዝን ኢንዱስትሪን ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ን284 ሺሕን 998 ዜጋታ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ምውፋርን ምስፍሕፋሕን ስራሕ እቲ ቢሮ ሰብሓዲን ሱልጣን ንፋና ብሮድካስቲንግ…