Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ተመሪቑ። እቲ ፕሮጀክት 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሲ ሲ ኢ ሲ ሲ ዝተብሃለ ተቛራፂ ቻይና ዝሃነፆ አንትኸውን፥ እቲ ወደብ ኣብ 34 ነጥቢ 1 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ንመበል 36 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 42 ጉባኤ ኣፈፀምቲ እቲ ሕብረትን ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። እቲ ኘጉባኤ ካብ 15 ክሳብ 19 ለካቲት 2023  ዓ.ም.ፈ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ቱሪዝምን 30…

ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ደገፍ 71 ሚኢታዊ ከምዝተወዘዐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ጎንፂ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝቐርብ ዘሎ ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ደገፍ 71 ሚኢታዊ ከምዝተወዘዐ ተገሊፁ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ካልኣይ ዙር 239 ሺሕን 628 ሜትሪክ ቶን ምግቢ ምክፍፋሉ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን…

 “ናይ ትማሊ ዘርኢ፣ ናይ ሎሚ ፍረ፣ ናይ ፅባሕ ስንቂ”-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ናይ ትማሊ ዘርኢ፣ ናይ ሎሚ ፍረ፣ ናይ ፅባሕ ስንቂ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ብምጥማት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓደ ነገር ዝፍጠረሉን ዝፍለጠሉን እዋን ክፈላለየ ይኽእል ኢዩ…

ሪፎርም ምትዕድዳግ ነዳዲ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቅርሚ ሓደ ዓመት ዝተጀመረ ሪፎርም ምትዕድዳግ ነዳዲ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፈፃፅማ እቲ ሪፎርም ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝገበሮ መድረኽ ዘተ ኢዩ እዚ ሓሳብ ቀሪቡ። ኣብቲ ገምጋም፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ጉጅለ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓይነቱ ፈላማይ ምስ ዝኾነ ጉጅለ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ “ብዓይነቱ ፈላማይ ምስ ዝኾነ ኣማኻሪ ጉጅለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣኪበ ተዘራሪበ” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።…

ስራሕቲ ምጥንኻር ኣናእሽቲ ግድባትን ልምዓት መስንኖን ኣማራፂ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምስፍሕፋሕን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምጥንኻር ኣናእሽቲ ግድባትን ልምዓት መስንኖን ኣማራፂ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምስፍሕፋሕን ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። ፀብፃብ ኣፈፃፅ ሽዱሽተ ወርሒ በጀት ዓመት ቀዳማ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ…

ትካላት ንብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ክድግፋ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ብፍሉይ ኩነታት ክድግፋ ይግባእ ተባሂሉ። ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዘተ ክኣቲ ኢዩ ዝተብሃለ እቲ ኮሚሽን፥ ክሳብ ሐዚ ዝነበሮ ከይዲን ተቐባልነትን እወንታዊ ከምዝኾነ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኮሚሽነራት…

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ከተማዊን ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ከተማዊን ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህና ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ተረኺቦም። ኣብ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ለውጢ…

ማዕረ ዕድልን ሙሉእ ተሳታፋይነትን ጉዱኣት ኣካል ንኽረጋገፅ ትኹረት ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕረ ዕድልን ሙሉእ ተሳታፋይነትን ጉዱኣት ኣካል ንኽረጋገፅ ትኹረት ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ስጋ ደዌ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 24 ግዘ፤ ብብርኪ ዓለም ንመበል 69 ግዘ ብብርኪ…