Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ህወሓት ዘረከቦም መሳርሒታትን ተሽከርከርቲን ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተጀመረ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ዘረከቦም መሳርሒታትን ተሽከርከርቲን ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተጀመረ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት መንግስቲን ህወሓን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኬንያብ ብዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም መሰረት ብምግባር÷ ሰራዊት ምክልኻል…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ መቅደላ ወረዳ ዝተሰርሑ ፕሮጀክታት ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃእን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ መቅደላ ወረዳ ዝተሰርሑ ፕሮጀክታት ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዋና ከተማ ወረዳ መቅደላ ናብ ዝኮነት ደብረ ዘይት ሎሚ ረፋድ ዝኣተዉ…

ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተወሃብ መግለፂ

ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተወሃብ መግለፂ፡፡ ኣብዚ ሰሙን ኣብ መንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ኣፈላላይ ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲን ብውሽጣዊ ኣሰራርሓን ክፍታሕ ከምዘለዎ መንግስቲ ይኣምን፡፡ ሃገራዊ ትካላት ሓድነቶምን…

ኢትዮጵያ ኣብ ምምብራቕ ኣፍሪካ  ዘሎ ምትእስሳር ሓይሊ ንምጥንኻር ግደኣ ከምትዋፃእ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ዝተኻየደ መበል 16 ኣኬባ ምትእስሳር ሓይሊ ሚኒስተራት ምምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣርባዕተ ጉዳያት ውሳነ ብምሕላፍ ተዛዚሙ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ 13 ኣባል ሃገራት ዋና ኣፈፀምቲ ስራሕ ኩባንያታት ኤሌክትሪክን ካልኦት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ ማእኸል መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ ማእኸል መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ መሪቖም ከፊተምዎ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ ኣብ ሓፂር እዋን ተጣይሹ እቲ…

ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክልት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄነራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ፥ ወተሃደራዊ ሓይሊ ቱርኪ ኣብ እዋን ክራማት ዝተውሃቦም ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ግዳጅ ንምውፃእ ዘለዎም ዓቕሚን…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ከምዝተረኸበሎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ከምዝተረኸበሎም ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ በዝምልከት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አሻድሊ ሀሰን…

ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር ብዝተፈፀመ ሰርቂ ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር ብዝተፈፀመ ሰርቂ ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኣክሲዮን ማሕበር ባቡር ትራንስፖርት ኢትዮ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነገስቲ ፌዴራል ኣብ መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ብተደጋጋሚ ዘረፋን…

ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ-ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ ክብሉ ሚኒስትር ሚኒስተር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኦሮሚያ፥ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ምስ ሰብ ሃፍቲ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ተፈራሪሙ። ኣብቲ ስምምዕ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ቋንቋታት ሸለመ ከቤን ምክትል ፕሬዚዳንት ጉዳያት ኣካዳሚክ እቲ ዩንቨርስቲ ረዳት ፕሮፌሰር…