Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ንሕልፈት ዝተቓልዑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 11 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ቁፅሪ ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ልዕሊ 11 ሺሕ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ሎሚ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ቱርኪ ብውሑዱ 8 ሺሕን 574 ሰባት ህይቶም ሓሊፉ። ኣብ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተቐማጢ ገንዘቡ ካብ 1 ትሪሊየን ብር ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቐማጢ ገንዘብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ካብ 1 ትሪሊየን ብር ከምዝተሳገረ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ተቐማጢ ገንዘብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ 1…

ኢትዮጵያን ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመን ብሓባር ኣብ ዝስርሑዎም ጉዳያት ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕሕቡራት መንግስታትን ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ስደተኛታትን ተመዛበልቲን ብዝምልከት ብሓባር ተስማዕሚዖም። ምክትል ቀዳማ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ኮሚሽን…

ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝገብሮ ሓገዝ ክቕፅል ኢየ – ፋኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ተወካሊ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሞድዚ ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ግርማ…

ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ዘድሊ 255 ሺሕ ኪሎ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ እናቐረበ ዝርከብ 68 ሺሕ ኪሎ ዋት ጥራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ዘድሊ 255 ሺሕ ኪሎ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ እናቐረበ ዝርከብ 68 ሺሕ ኪሎ ዋት ጥራሕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ቀረብ ሓይሊ ዘለዉ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ምስ መዳርግቲ ኣካላት…

ዶ/ር ኢዮብ ተካልኝ ምስ ሓላፊ ግምጃ ቤት ፈረንሳይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ ምስ ላዕለዋይ ሓላፊ ግምጃ ቤት መንግስቲ ፈረንሳይ ኢማኑኤል ሞሊን ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስተር ዴኤታ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ምስ ዝገበሩዎ ዑደት ስራሕ ጎድና ጎድኒ ምስ ሓላፊ ግምጃ ቤት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣውሮፓ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ኣብ ኣውሮፓ ዝገበሩዎ ዕዉት ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣውሮፓ ዝነበሮም ፃንሒት÷ ምስ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣብ ፓሪስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ማክሮን ኣብ ፓሪስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ፓሪስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣውሮፓ ዝገብሩዎ ዑደት ካብ ጣሊያንን ማልታን ቀፂሉ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣቲዮም። ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘውፅኡዎ…

ኣምባሳደራትን መዳርግቲ ኣካላትን ሃገራት ኣውሮፓ ስራሕቲ ልምዓት ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣምባሳደራትን መዳርግቲ ኣካላትን ሃገራት ኣውሮፓ ትልሚን ስራሕቲ ልምዓትን ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ገሊፆም። ሚኒስትር ግብርና ዶክተር ግርማ ኣመንቴ፥ ምስ ኣምባሳደራት ሃገራት ዴንማርክ፣ ኖርዌይ፣ ኔዘርላንድን ሕብረት ኣውሮፓንን ኤጀንሲ ትሕብብር…

ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳማ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መበል 12 ሰሙን ተስተኻኻሊ መርሃ ግብሪ  ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ። ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም÷ ካብ ዝተቛረፀሉ መበል 12…