Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዳንኤል በቀለ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ቀፃሊ ኩነታትን ምልዛቦም ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸባነዮ ሓበሬታ የረድእ።…

መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያ መሐለውታ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያ መሐለውታ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብዚ ዞባ ዘሎ ተገማቲን ዘይገማቲን ስግኣታት ሰላምን ፀፅታን ብዝበለፀ ምክትታልን ምትራፈን ኣብ ዘኽእል ቁመና ንምህናፅ ዝዓለመ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣቦ መንበር እቲ ሓይሊ…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 77 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 33 ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ቤተሰብን ዴሞክራትን ሪፐብሊካንን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 77 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ። እቲ ማዕቐብ፥ ዋሺንግተን ቅድሚ ሰለስተ ሰሙናት “ንሩሲያ ሓገዝ ኣፅዋር ይገብሩ ኢዮም” ብምባል ኣብ ልዕሊ 22 ውልቀ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓድሽ ታሪኽ ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ጸጋይ ትማሊ ረቡዕ ፖላንድ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ገዛ ውሽጢ ውድድር ‘ወርልድ ኢንዶር ማይል’ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣብ ቶሩን ፖላንድ ንዝተኻየደ ውድድር ብ4 ደቒቕ 16 ካልኢትን 16 ንኡስ ካልኢትን ዝዛዘመቶ ኮይና…

ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ዑደት ኣሳሊጦም። ርእሰ ኣካዳሚ ምህረት ደበበ፥ እቲ ትካል ብዝተማልአ ማእኸል ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ የሰለጥን ከምዘሎ ተዛሪቦም። እዚ ድማ…

ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…

ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን  መግለፂ ተዋሂቡ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ እዋናዊ ኩነታት ዝገምገመ እቲ ግብረ ሓይሊ፥ እቲ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ዝግበር…

ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ኬንያ ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኬንያ ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ጀሚሮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ናይሮቢ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬንያታ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ኣልፍሬድ ሙታ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝገብሩዎ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምዝተዛተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምራ ኣድላዪ ምድላው ይግበር ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምራ ኣድላዪ ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙዩኒኬሽንን ኣመለወርቅ ህዝቅኤል ከምዝገለፀኦ÷ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ኣብ…