Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ብብርኪ ፌዴራል ጥራሕ ብግዕዝይና ክስረቕ ዝነበረ  753 ሚሊየን ብር ክድሕን ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ፌዴራል ጥራሕ ብግዕዝይና ክስረቕ ዝነበረ  753 ሚሊየን ብር ክድሕን ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ተስፋዬ ሻሜሮ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብብርኪ ፌዴራል…

ንስራሕ ናብ ወፃኢ ዝኸዱ ዜጋታት መሰሎምን ድሕንነቶምን ንኽሕሎ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስራሕ ናብ ወፃኢ ዝኸዱ ዜጋታት መሰሎምን ድሕንነቶምን ዝተሓለወን ስርዓት ምውፋር ስራሕ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘን ንምግባር  እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ…

ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይና ፌደራል መድረኽ ስሩዕ ጉባኤ ምትእስሳር ኮሚሽን ስነ-ምግባርና ፀረ ግዕዝይናን የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይና ፌደራል መድረኽ ስሩዕ ጉባኤ ምትእስሳር ኮሚሽን ስነ-ምግባርና ፀረ ግዕዝይናን የሣልጥ ኣሎ። ዋና  ኮሚሽነር ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይና ፌደራል ዶክተር ሳሙኤል ሁርቃቶ ዝተረኸቡሉ እቲ መድረኽ÷ ኮሚሽናት ፀረ ግዕዝይና ክልላት…

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ  ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት፥ ኣብ መንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ምፍልላይ ብሰለማዊ መገዲ ብዘተን ውሽጣዊ ኣሰራርሓን ንክፍታሕ መንግስቲ ቅዋም ምሓዙ ኣዘኻኺሩ።…

ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ሰብ ሙያታትን ኣመራርሓን ውሕመ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ሰብ ሙያታትን ኣመራርሓን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ምትሕብባር ዝጠመተ ዘተ ኣካይዱ። እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ኣትሒዙ ዝተገበሩ ትካላዊ ኣወዳድባታት፣ ቅጥዒታትን ምድላዋት ፕሮጀክትን ምትእኽኻብ ሓበሬታ ነበር…

ኣብ ትግራይ ጉድኣት ዘጋጠሞም መሰረተ ልምዓታት ማይ ብምፅጋን ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ጉድኣት ዘጋጠሞም መሰረተ ልምዓታት ማይ ብምፅጋን ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ኣብ ትግራይ 5 ነጥቢ 4 ሚኒየን…

ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም። እቲ ዘተ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ከምዝተኻየደ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ክልል ኦሮሚያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዝተረኸብሉ ይግምግም ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ እቲ ክልል ከምዝተረኸቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ፈላማይ ስምምዕነት ማዕቐፍ ምቕናስ “በካሊ” ጋዝ ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ፈላማይ ስምምዕነት ማዕቐፍ ምቕናስ “በካሊ” ጋዝ ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዐነት ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ መብራቕ ኣፈሪካ ኦስማን ዲዮን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ብመሰረት እቲ…

“ጉዕዞ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል ስያመ መርሃ ግብሪ ጉዕዞ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ጉዕዞ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል ስያመ መርሃ ግብሪ ጉዕዞ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ህዝቢ ኣብቲ ግድብ ዘለዎ ሽርክና ንምጥንኻርን እቶት ንምትእኽካበን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ህንፀት ግድብ ህዳሰን ትካል ግብ ሰናይ ምድሓን…