Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ርዕደ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 9 መዓልቲታት ብህይወት ዝተረፉ ጓል 77 ዓመት በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ተረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ርዕደ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 9 መዓልቲታት ብህይወት ዝተረፉ ጓል 77 ዓመት በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ሰበይቲ ከምዝተረኸባ ተገሊፁ። እተን ውልቀ ሰብ÷ ኣዲያማን ኣብ ዝተብሃለት ደቡብ ምብራቕ ቱርኪ ትርከብ ከባቢ ኣብ ዝፈረሰ ኣባይቲ…

ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሖ ከይዲ ሰላም ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ዝብል መምርሒ ዘረጋገፀ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሖ ከይዲ ሰላም ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ዝብል መምርሒ ዘረጋገፀ ኢዩ” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ…

ኣፍሪካ ኣብ ጥዕናን ምግቢን ዘለዉዋ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእሉ ተግባራት ተሳልጥ ኣላ – ሙሳ ፋኪ መሃመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ጥዕናን ምግቢን ዘለዉዋ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእሉ ተግባራት እናሳለጠት ከምዝኾነት ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት ገሊፆም። መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣቦ…

ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ፈላማይ ፎረም ፓን ኣፍሪካኒዝም ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ፈላማይ ፎረም ፓን ኣፍሪካኒዝም ቀፃሊ ሰንበት ከምዘካይድ ተገሊፁ። እቲ ኣካዳሚ ዘካይዶ ፎረም ሱሉልታ ኣብ ዝርከብ ማእሐል መሸልፀኒ እቲ ኣካዳሚ ኢዩ። ኣብቲ ፎረም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ መራሕቲ…

መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ኣብ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ተወከልቲን ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ክሳተፉ ኢዮም። ኣብቲ ኣኼባ ንምስታፍ ካብ ሞንጎ…

ኣውቶቡሳት ሸገር ባስ ንመምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ኣገልግሎት ንኽህባ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣውቶቡሳት ሸገር ባስ ንመምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ኣገልግሎት ንኽህባ ተወሲኑ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘላለም ሙላቱ፣ ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት እቲ ምምሕዳር ኣይተ ምትኩ ኣማረ፣ ዋና ዳይሬክተር…

ኣብ ዞባ መተከል ስምምዕነት ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር ኣብ ኣርባዕተ ጣቢያታት እናተንቀሳቐሱ ምስ ዝነበሩ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ስምምዕነት ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሓላፊ ስነ ልቦና ክፍሊ ሜካናይዝድ ሻለቃ መስፍን ኣስራት÷ መንግስቲ ዝሃቦ ኣማራፂ ሰላም…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ኣብ ቱርክን ሶሪያን ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ክሳብ ሕዚ 35 ሺሕ ዜጋታ ህይወቶም…

መንግስቲ ዘይሕጋውያን ነጋዶ ኣብ ምቑፅፃርን ኢኮኖሚ ንክመሓየሽን ጠመተ ገይሩ ክሰርሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓንቲ ሃገር ብኢኮኖሚ ማዕቢላ ንክትብሃል ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝፈርዩ ፍርያታት ምዕባይን ንካልኦት ሃገራት ሰደድ ምግባር ብቐንዲ ይፅርሑ ክብሉ ምስ ጣብያና ፃንሒት ዝገበሩ በዓል ሞያ ስነ-ቑጠባ ኣይተ ሙሉጌታ ሓድጉ ገሊፆም፡፡ ኣብ መላእ ዓለም ዘጋጠመ…

ሩሲያ “ንፈተውቲ” ሃገራት ነዳዲ ትልእኸሉ ኣንፈት ከምትቕይር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ “ንፈተውቲ” ሃገራት ነዳዲ ትልእኸሉ ኣንፈት ከምትቕይር ምክትል ቀዳማ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ተዛሪቦም። ሩሲያ ኣብዚ ዓመት ዘለዋ ፍርያት ዘይቲን ነዳዲን “ፈተውቲ” ንዝበለተን ሃገራት ንምልኣኽን ሓፈሻዊ ቀረብ ድማ ካብ 75…