Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ፋሊፔ ኒዪሲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ፋሊፔ ኒዪሲ ኣብ መበል 36 ገባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳነት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ሰላምን ፀፅታን ኣፍሪካ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ሎሚ መዓልቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ንትምህርቲ ተሳቲፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝተፀወዐ መድረኽ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ንትምህርቲ ተሳቲፋ። ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ፥ ሐልሚ 222 ሚሊየን ህፃናት ዕላዊ ንክኸውን ንሓግዝ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ጉድኣት ንዘጋጠሙ መሰረተ ልምዓታት ማይ ንምፅጋን 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ጉድኣት ንዘጋጠሙ መሰረተ ልምዓታት ማይ ንምፅጋን 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ፥  ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ዝነበረ ጎንፂ ጉድኣት ዘጋጠሞም መሰረተ…

ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ቀሪቡሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ቀሪቡሎም። እቲ ኣማራፂ ኣብ ፓኪስታን ኣብ ዝተኻየደ ኤክስፖ ናውቲታት ፋርማሲን ፍሪያታት መሐለዊ ጥዕናን ኢዩ ዕላዊ ተገይሩሎም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…

ዶ/ር ኣለሙ ስሜን ዶ/ር እዮብ ተካልኝን ምስ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜብ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ እዮብ ተካልኝን ምስ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘተለ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንምግባር…

መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ። ምክትል ፕሬዚዳንት ሊቢያ ኣብዱላህ ኣል-ላፊ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሮም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም÷ ካልኣይ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን መልክዑ ንምኽባር ምድላው ከምዝጀመረ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን መልክዑ ንምኽባር ምድላው ከምዝጀመረ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚቴው ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል፣ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ከምኡ እውን እቲ በዓል ብድምቀት ንኽኽበር ኣስተዋፅኦ የበርክቱ ኢዮም ተባሂሎም…