ምሕዝነት ቻይና ኣፍሪካ ንምጥንኻር ምስ መራሕቲ ኣፍሪካ ንምስራሕ ድሉው ከምዝኾኑ ዢ ሺን ፒንግ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነት ቻይና ኣፍሪካ ንምጥንኻር ምስ መራሕቲ ኣፍሪካ ንምስራሕ ድሉው ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ሺን ፒንግ ኣፍሊጦም።
እቶም ፕሬዚዳንት መበል 36 ጉባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እንኳዕ ደስ በለኩም…