Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ 2ይ ዙር 157 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 2 ቢሊየን ብርን ሰብኣዊ ሓገዝ ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ኣብ ካልኣይ ዙር ልዕሊ 157 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፀ ሜዳ ስፖርት ስራሕ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፀ ሜዳ ስፖርት ስራሕ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ ሜዳ ተተካእቲ ስፖርተኛታት ንምፍራይን ብኹለ መዳይ ዝበቕዐ ትውልዲ ንምቕራፅን ዝዓለመ ምዃኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኢትዮጵያን ቻይናን ምትሕብባር ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚን ክብ ንምባል ዘኽእል ጉጅለ ንምጥያሽ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ምትሕብባር ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚን ክብ ንምባል ዘኽእል ጉጅለ ንምጥያሽ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግበራት ናብ ቻይና፥ ቤጂንግ ምኻዱ ይዝከር።…

ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪያታት ዝነበረ ቀረፅ ወፃኢ ካብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚራ ከምእተልዕል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪያታት ዝነበረ ቀረፅ ወፃኢ ካብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚራ ከምእተልዕል ኣፍሊጣ። እቲ ውሳነ ቻይና ንሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ኣብ ዝገበረቶ ማዕቐፍ “መመሓየሺ ፍሉይ ቀረፅ” ከምዝትግበር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና…

ኣብ መበል 44 ሻምፒዮና ሃገር ኣቋፂ ዓለም ንዝተሳተፈት ጉጅለ ኣትሌቲክስ መበረታተዒ ሽልማት ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 44 ሻምፒዮና ሃገር ኣቋፂ ዓለም ንዝተሳተፈት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበረታተዒ ሽልማት ተገይሩላ። እቲ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ፥ ካብ ዓለም 2 ወርቂ፣ 7 ብሩርን  1 ነሓስን ብድምር 10 ሜዳሊያታት ብምርካብ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ…

ምስ ኣሕዋት ኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ዘቀራርቡ ዘተታት ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ተኻይዶም- ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኣሕዋትን ኣሕዋትን ኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ዘቀራርቡ ዘተታት ጎኒ ንጎኒ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝተኻየዱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣምባሳደር ታዬ…

ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ቻይና ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ቻይና፥ ቤጂንግ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ምትሕብባር ጉዳያት ንግዲ፣ ኢንቨሰትመንትን ኢኮኖሚን ክላዘቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ምስ…

ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ከምዘለዉ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኮሚሽን በዓል ሞያ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሃብቱ ማሞ፥ እቲ ዕድል ንምምላስ ምስ መንግስቲ፣ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ስቪክ ኣብያተ ምኽሪን ካልኦትን ዝግበሩ…

ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶሪያን ሓዱሽ ርዕደ መሬት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶሪያን ሓዱሽ ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣጋጢሙ። ኣብ ቱርኪ ግዝኣት ሃታይ ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 4ን 5 ነጥቢ 8 ዝተዓቀነ ሓዱሽ ርዕደ መሬት ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ። ብምኅንያት እቲ ርዕደ መሬት፥ ክሳብ ሕዚ ሓሙሽተ ሰባት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ትካላት እምነት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 21 ለካቲት 2015 ዓ.ም ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ትካላት እምነት ከምዝካየድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዕላማ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ሞንጎ ኣቢያተ እምነት ዘሎ ምትሕብባር ምጥንኻር፣ ኣብ ሞንጎ ኣመንቲ…