Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

3 ማእኸላት መውሃቢ ሕክምና ካንሰር ኣብ ውሽጢ  1 ዓመት ናብ ስሥራሕ ንኸኣትዉ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላት መውሃቢ ሕክምና ካንሰር መቐለ፣ ጎንደርን ሃዋሳ  ካብ 6 ወርሒ ክሳብ ሓደ ዓመት ኣብ ዘሎ ግዘ ኣገልግሎት ምሃብ ንኽጅምራ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣማኻሪ ምቁፅፃር ሕማም ካንሰር ዶክተር ኩኑዝ ዓብደላ…

ትኹረቱ ኣብ ፓን አፍሪካኒዝም ዝገበረ መድረኽ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካን ዝተሰናደአን ኣብ ፓን አፍሪካኒዝም ትኹረት ዝገበረን መድረኽ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ብምርካብ መደረ ዝገበሩ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና፥ ዩኒቨርሲቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰራሕተኛታት ወዲቖም ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ፍቓድ ምህናፅ እቲ ህንፃ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ ዝነበረ ህንፃ ሰለስተ ሰራሕተኛታት ወዲቖም ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ሎሚ ፍቓድ ህንፀት እቲ ህንፃ ተኣጊዱ፡፡ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 5 ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ ዝነበረ ህንፃ ሰልስተ…

ዓውደ ምርኢት ንግዲ “ሜድ ኢን ጀርመን-ኣፍሪካ” ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውደ ምርኢት ንግዲ “ሜድ ኢን ጀርመን-ኣፍሪካ” ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ዓውደ ምርኢት ንግዲ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ዝቕፅል 2 ክሳብ 4 መጋቢት ከምዝፀንሕ ካብ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ኣባላት ጉጅለ መሓዙት ልምዓት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ኣባላት ጉጅለ መሓዙት ልምዓት ተዛቲዩ። እቲ ዘተ ዝመርሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ኣብ ባንኪ ዓለም ዳይሬክተር ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኦስማን ዲዮን ኢዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ…

ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓገዝ ፋይናንስ ብምግባር መፍረያይነት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓገዝ ፋይናንስ ብምግባር መፍረያይነት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ትካላት ፋይናንስ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ብፋይናንስ ንኽሕግዙ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር…

ኔቶ ንዩክሬን ጀታት ጦር ከይቐርባ ከልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ንዩክሬን ጀታት ጦር ከይቐርባ ውሳነ ምሕላፈን ተገሊፁ። ዋላ እኳ ኪየቭ ንምዕራባውያኑ ፈተውታ ደጋጊማ ዘበናዊ ጀታት ጦር ክልእኻላ ትጎስጉስ እምበር ሰማዒ እዝኒ ኣይረኸበትን ተባሂሉ፡፡…

ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉትን ኢትዮጵያ ዓቕማ ዘርአየትሉን ኢዩ – ኣምባሳደር መለስ ኣለም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉትን ኢትዮጵያ ዓቕማ ዘርአየትሉን ከምዝነበረ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ገሊፆም። ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ 29 ሃገራትን 53…

ሌሊሴ ነሜ ምስ ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኣብ ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሌሊሴ ነሜ ምስ ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኣብ ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ሊዩ ዲያንክሰን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ እቶም ትካላት ዘሎ ምትሕብባር ብምሕዝነት ኢንቨስትመንትን…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ጎንደር ዝሃነፆ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ጎንደር ዝሃነፆ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለን ሚኒስትር ስራሕን…