Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ኢስት ኣፍሪካ ስምምዕነት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ኢስት ኣፍሪካ ስምምዕነት ፈሪሙ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥ ኢስት ኣፍሪካ ሆልዲንግ ኩባንያ ናብ ኢንዱስትሪ ፓርክነት ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ኢዩ። ኣብ ክልል ኦሮሞ…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰራሕተኛታት ዝዝቲ መበል ካልኣይ ጉባኤ ሚኒስትራት ከምእተተኣናግድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰራሕተኛታት፣ ስራሕን ፍልሰትን ዝዝቲ መበል ካልኣይ ጉባኤ ሚኒስትራት ካብ ሰኑይ ጀሚራ ከምእተተኣናግድ ተገሊፁ። ኣብ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ጉዳያት ስራሕን ሰራሕተኛን ዝሰርሑ ሚኒስትራት ኣብ ሓደ ከምዝእከቡን ኣብ ጂቡቲ ዝተኸተመ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ሰላሌ ብምትሕበባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ሰላሌ ብምትሕበባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ሰላሌ ዶክተር ገናነው ጐፌን ክታሞም…

ሰራሕተኛታት ኮሚሸን ኣውሮፓ ቲክቶክ ንከይጥቀሙ ተኸልኪሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሚሸን ኣውሮፓ ቲክቶክ ንከይጥቀሙ ተኸልኪሎም። እቲ መተግበሪ ካብ ሞባይሎምን ኮምፒተራት እቲ ኮሚሽንን ንክጠፍኡ ከምዝተኣዘዘ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እቲ ውሳነ፥ ድሕንነት ሳይበር ኮሚሽን ኣውሮፓ ክብ ንምባልን ዲጂታል ሰነዳት ካብ መጥቃዕቲ…

ዕላዊ ምስረታ ከተማ ሸገር ኣመልኪቱ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ምስረታ ከተማ ሸገር ኣመልኪቱ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክለልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ፣ ከንቲባ ከተማ ሸገር ተሾመ ኣዱኛ፣ ላዕለዎት…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአንኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥  ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብዙሓት ፈተናታት እኳ እንተነበሩ ፅዕንቶ ናብራ ነበርቲ ዘቃልሉ…

ቻይና ኲናት ሩሲያ – ዩክሬን ብሰላም ብምፍታሕ ዕርቂ ንኽወርድ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዩክሬን ኣፅዋራት ምልኣኽ ሳላም ኣየምፅእን፤ እኳ ደኣስ ሞስኮ ኪየቭን ተዘራሪበን ፀገመን ብሰላም ክፈትሓ ይግባእ ክትብል ቻይና ሓቲታ፡፡ ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ሓደ ዓመት ምድፋኑ ስዒቡ፥ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ነተን ሃገራ…

መድረኽ ዘተ መበል 29 ጉሚ በለል ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ መበል 29 ጉሚ በለል “ዓድዋ ሓድነት፣ ጅግንነትን ናፅነትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት ተሳተፍቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ንመዛተዪ ዝኸውን መበገሲ ፅሑፍ ቀሪቡ።…

ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማርቺሀክ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማርቺሀክን ወታደራዊ ኣታሼ ኮሎኔል ጄን ማርክን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ  …

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክልተ ዓውዲታት ሽልማት ‘ማእኸል ልህቀት ስታት ትሬድ ታይምስ ካርጎ’ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት “ናይዚ ዓመት ብሉፅ ኣገልግሎት ወሃቢ ካርጎን ኣፍሪካ”ን “ካብ ኣፍሪካ ብሉፅ ብራንድ ካርጎ ኣውሮፕላን እዚ ዓመት”ን ብዝብሉ ክልተ ዓውዲታት ሽልማት ማእኸል ልህቀት ስታት ትሬድ ታይምስ ካርጎ ከምዝተዓወተ ኣፍሊጡ። እቲ…