Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ፈላማይ ዓመታዊ ጉባኤ ኣማኸርቲ ሸሪዓ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ሞያዊያን ፋይናንስ ካብ ወለድ ናፃ ምስ ጉባኤ ኡለማታት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ብምዃን ፈላማይ ዓመታዊ ጉባኤ ኣማኸርቲ ሸሪዓ ኢትዮጵያ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ መትከላት ፋይናንስ ሸሪዓ መሰረት ብምግባር ዝሰርሑ…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምምዕባልን ንምጥንኻርን ዘኽእል ደገፍ ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምምዕባልን ንምጥንኻርን ዘኽእል ደገፍ ይገብር ከምዘሎ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣኪንውሚ ኣዴሲና ተዛሪቦም። ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ናይ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ደገፍ ይገብር…

ኣይተ  ኣሕመድ ሽዴ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ  ኣሕመድ ሽዴ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዴንግ ሊ ኤል ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ብዝምልከት ምልዛቦም ተሓቢሩ። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ከልቲአን…

ደቡብ ኮሪያ ሰብ ሃፍታ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃዕሪ ክግበር ኢዩ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ሰብ ሃፍታ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃዕሪ ከምእትገብር ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ጃንግ ሱንግ ሚን ተዛሪቦም። ጃንግ ሱንግ ሚን ከምዝበልዎ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዓውዲ ንግዲን ኢኮኖሚን ዘለወን ምትሕብባር…

ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ኣብ ክልል ደቡብ ብመስኖ ሓጋይ ኣብ ዝለምዐ ሕርሻ ስርናይ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ስልጤ ብመስኖ ሓጋይ ኣብ ዝለምዐ ሕርሻ ስርናይ ዑደት ገይሮም። እቲ ክልል በቲ መስኖ ኣቢሉ ልዕሊ 13 ሺሐን 400 ሄክታር መሬት ብሰርናይ መስኖ የልምዕ ከምዘሎ ተገሊፁ። በዚ ኣቢሉ…

ናብ ቱርኪ ዝተጓዓዘ ጉጅለ ህይወት ኣድሕን ኢትዮጵያ ልኡኹ ብምዝዛም ናብ ሃገሩ ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ቱርኪ ዝተጓዓዘ ጉጅለ ምድላይን ህይወት ኣድሕንን ኢትዮጵያ ልኡኹ ብምዝዛም ናብ ሃገሩ ተመሊሱ። ኣብ ቀረባ እዋን ኣብታ ሃገር ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ስዒቡ ክሳብ ሐዚ ለዕሊ 47 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑን ልዑል ዕንወት ህይወት…

ጎስጓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ "ኢትዮጵያ ተፍሪ" ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳልጥ ኣሎ። እቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ይልቃል ከፋለን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣጀሚረሙዎ። ኣብቲ ክልል ዘለዉ ኣፍረይቲ ዘለውዎም ፍሪያታት ኣብቲ መኽፈቲ…

ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ብፍትሓዊነት ንተጠቀምቲ ንምብፃሕ እናሰርሐት ከምዝኾነት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ብፍትሓዊነት ንተጠቀምቲ ንምብፃሕ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም። ብኣሰናዳእነት ትካል ምግቢን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ…

ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ፕሮጄክት ዜሮ ዜሮ ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝስራሕ ሙዚየም ፕሮጄክት ዜሮ ዜሮ ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ፕሮጄክት ሙዚየም ዜሮ ዜሮ ዓድዋ ኣብ 3 ነጥቢ 3 ሄክታር መሬት ዝዓረፈን በዓል ሓሙሽተ ደብሪን ፕሮጀክት እንትኸውን፥ ዓወት ዓድዋ፣…

ዓውዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ተንቀሳቓ ኤግዚቢሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዘሓሓለ ዓውዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ተንቀሳቓ ኤግዚቢሽን ተኸፊቱ። "ሓድጊታትና ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ሃገርና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኸፈተ እቲ ኤግዚቢሽን፥ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያን ቢሮ ባህሊ፣ ሓድጊን ቱሪዝምን ክልል…