Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ዓወት ዓድዋ መላእ ኣፍሪካዊያን ንነፃነቶም ንክቃለሱ ዘለዓዓለ ኢዩ-ኣማኻሪ ኢኮኖሚ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ዮሴፍ ሜንሳህ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ መላእ ኣፍሪካዊያን ንነፃነቶም ንክቃለሱ ዘለዓዓለ ኢዩ ክብሉ ኣማኻሪ ኢኮኖሚ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ዮሴፍ ሜንሳህ ተዛሪቦም። ኣይተ ዮሴፍ ሜንሳህ መስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ዓወት ዓድዋ ኣፍሪካዊያን ካብ…

ናብ መቐለን ሽረን ኣብ ዝግበሩ በረራታት ካብ ታሪፍ ንላዕሊ ብምኽፋል ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ተሓተትት ናይ ምግባር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለን ሽረን ኣብ ዝገብሮም በረራታት ኣብ ኣዲስ ኣበባን መቐለን ተመዲቦም ዝሰርሑ ሓደሓደ ሞያዊያንን ምስቲ መገዲ ኣየር ዝሰርሑ ኤጀንታትን ጉዳይ ነፈፅም ኢና ምስ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ብምምሽጣር ካብ ታሪፍ…

ቤት ምኽሪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ስሩዕ 6ይ ዘበን ስራሕ 2ይ ዓመት ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳነ፥ ናብራን ተረባሕነትን ህዝቢ ካብ መሰረቱ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 52 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ቢሮ  ጄኔቫን ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካላት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፀጋኣብ ክበበውን…

ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ዶክተር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዚዩዋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ቻይና ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣብ ትገብሮ ኩለመዳይ ሓገዝ ትኹረት ገይሮም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ቻይና ዓውዲ ሕርሻ…

ኣብ ዞባ ቦረና ብልዕሊ 754 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ፕሮጀከት ፅሩይ መስተ ማይ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቦረና ብልዕሊ 754 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ፕሮጀከት ፅሩይ መስተ ማይ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ሚኒስትር ዴኤታ ማይን ኢነርጂን ኣምባሳደር ኣስፋው ዲንጋሞ፣ ምክትል ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራን…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣርባዕተ ውሳነታት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡ ውሳነታት መበል 17 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት፦ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ዝተዛተየ…

ህንፀት ፕሮጀክት ዜሮ ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ 78 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት ዜሮ ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ 78 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ህንፀት ግዙፋት ፕሮጀክትታት ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ ህንፀት ፕሮጀክት ዜሮ ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ክዛዘም ኢዩ።…

መፍረያይነት ስራሕቲ ማእለማ ብልዕሊ 300 ሚኢታዊ ዘዕበየ ቴክኖሎጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ማእለማ ክቃለል ብምግባር መፍረያይነት ብልዕሊ 300 ሚኢታዊ ክዓቢ ዝገበረ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሕ ኣውቶማቲክ ማሽን ማእለማ ብደቂ ሃገር ተሰሪሑ ኣብ ረብሓ ውዒሉ። እቲ ቴክኖሎጂው ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝርከብ ‹ሚርካ ኢንጂነሪንግ ናይ…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መወዳእታ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ትማሊ ኣብ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን፥ ብደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ሄለን በቀለን ኣትሌት በየኑ ደገፋን ቀዳመይቲን ካልአይቲን…