Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ልኡኽ ኖርዌይ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ልኡኽ ኖርዌይ ኣብ ጉዳያት ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ተግባራት ልምዓትን ተሳትፎ መዳርግቲ ልምዓትን ነቶም ኣባላት እቲ ልኡኽ መብርሂ ተዋሂቡዎም። ኣብ ማኑፋክቸሪንግ፣ ግብርና፣…

ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝህሉ ምክብባር ኣብ ምጉልባት ሰላምን ምቅልጣፍ ምዕባለን ልዑል ግደ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝህሉ ምክብባር ኣብ ምጉልባት ሰላምን ምቅልጣፍ ምዕባለን ልዑል ግደ ኣለዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ፈላማይ ሰሙን ጉባኤ ሃይማኖታት ዓለም ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ሳህለ…

ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኤግዚብሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኤግዚብሽን ኸፊቱ። ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴዔታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊጂን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመራርሓ ሰራዊት እቲ ኤግዚብሽን ከፊተምዎ። እቲ ኤግዚብሽን…

ሳልሳይ ምዕራፍ ሃገራዊ ልዝብ ኣብ ወርሒ ግንቦት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ምዕራፍ ሃገራዊ ልዝብ ኣብ ወርሒ ግንቦት ክጅመር ኢዩ ተባሂሉ። ሃገራዊ ኮሚሸን ልዝብ ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብዝምለከት ንላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን መዳርግቲ ኣካላት ፀብፃቡ ኣቕሪቡ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን…

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ማሕበር ኤጀንሲታት ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ማሕበር ኤጀንሲታት ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኮይኑ። እቲ ኮሚሽን ኣባል ብምዃኑ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመነት ባህጊ ሰብ ሃፍተ ብምምላእ ተመክሮ ንምውሳድ ዘኽእል ዕድል ከምዝረክብ ተገሊፁ። …

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መንግስቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ሰላም ኣፈፃፅምኡ ንምቅልጣፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መንግስቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ሰላም ኣፈፃፅምኡ ንምቅልጣፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ጃፓን ኣምባሳደር ሳይዳ ሺኒቺ ኣብ…

ብዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሞባይል ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሞባይል ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ፥ ብቴሌ ብር ገንዘብ ናይ ምትሕልላፍ ኣሰራርሓ ዝተረኸበ ውፅኢታዊ ተመክሮ ንካልኦት ከምዘካፍል ተገሊፁ።…

ኣብ ዕዳጋ ኢ-ኮሜርስ ምስ ኣሊ ባባ ግሩፕ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ዕዮ ኣሊ ባባ ግሩፕ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሊ ባባ ግሩፕ ሊዩ ናን ኣብ ቀፃሊ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ውፅኢታዊ ዘተ…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ቦረና ተጎዳእቲ ደርቂ ዝገበሮ ደገፍ ልዕሊ 250 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን ዓይነትን ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ቦረና ተጎዳእቲ ደርቂ ዝገበሮ ደገፍ ልዕሊ 250 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን ዓይነትን ኣረኪቡ። እቲ ደገፍ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ፣ ትካላትን ክፍለ ከተማታትን ዝተኣከበ ኢዩ። ማይ መትሓዚ ታንከራትን…

ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ካብ ሃገር ንላዕሊ ዝርእይዎ ኣጀንዳ ዘይምህላዉ ዘረእይ ኢዩ-ምሁራን ታሪክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ካብ ሃገር ንላዕሊ ዝርእይዎ ኣጀንዳ ዘይምህላዉ ዘረእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ታሪክ ገሊፆም። ጋዜጠኛን ፀሓፊ ታሪክን ተሾመ ብርሃኑ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት፥ ዓወት ዓድዋ ፍልፍል ኩርዓት…