Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ቦረና ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ቦረና ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር ብመንግስቲ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት÷ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ፣ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን…

66 ኢትዮጵያውያን ስደተታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)66 ኢትዮጵያውያን ስደተታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን  መንግስቲ ጅቡቲን ብምትሕብባር ኢዩ እቶም ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ገይሩ፡፡ ናብ…

ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባር ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ማዕቐፍ ምትሕብባር ለውጢ ንብረት ኣየር ዝፃወር ሕርሻን ዘፈር ማይን ትኹርት ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ቀፃሊ ትልሚ ልምዓት ኢትዮጵያን መፃኢ ትዕዝብቲን ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ ኣብ…

ጉባኤ ማእኸል ምምሕዳር ዞባዊ ሰራሕተኛታት ኣፍሪካ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 49 ጉባኤ ማእኸል ምምሕዳር ዞባዊ ሰራሕተኛታት ኣፍሪካ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መደረ ዘስምዑ ሚኒስትር ዲኤታ ስራሕን ክእለትን ኣሰግድ ጌታቸው÷ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕደራ…

ኢትዮጵያ ስደተኛታት ብምትእንጋድ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘለዋ ምሕዝነት ኣርኢ – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፈተናታት የጋጥሙዋ እምበር ስደተኛታት ብምትእንጋድ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘለዋ ምሕዝነት ኣርኢያ ክብል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፁ። ኣብ ውሕመ ተወካሊ ኤጀንሲ ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ማማዱ ዲያን ባልዴ ንኣልጀዚራ ከምዝገለፁዎ÷…

ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዑደት ኣሳካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ብምእታው ከፍርዩ ድሌት ዘለዎም ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዑደት ኣሳካይዶም። ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ÷ ምስ ኣመራርሓታት ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ብምዃን ኣብ  …

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ብደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ዝምራሕ በረራ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣንስትዮ ዝምራሕ በረራ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣኽቢሩ። ኣብቲ መዓልቲ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያ ብምግባር ናብ…

መድረኽ ዘተ መተኣኻኸቢ ሓሳባት ኣማራፂ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ መተኣኻኸቢ ሓሳባት ኣማራፂ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ምስ ሲቪል ማሕበራት፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ትካላት ዴሞክራን እናተኻየደ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ካብ ዝተኻየደ መድረኽ መጀመሪ ሃገራዊ…

‹‹ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ሆርቲ ፍሎራ ኢትዮጵያ›› ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 90 ዕምበባ፣ ኣትክቲን ፍረምረን ከምኡ እውን እፀ ጣዕሚ ኣፍረይቲ፣ ለኣኽቲን ዝተፈላለዩ ትካላትን ዘሳተፈ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ሓላፊ ኣገልግሎት ፕሮሞሽንን ኢንፎርሜሽንን ማሕበር…

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ ዘሎ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፀል ሚኒስቴር ነግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ክሳብ 30 መጋቢት ኣብ ዘሎ እዋን ዋጋ መሸጢ ነዳዲ ቤንዚን፣ ኬሮሲን፣ ፃዕዳ ናፍጣ፣ ቀሊል ፀሊም ናፍጣን ከቢድ…