Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ንብኽነት ከምዝተቓልዐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ንብኽነት ከምዝተቓልዐ ተገሊፁ። ኣካቢ ብሄራዊ ፀረ ግዕዝይና ኮሚቴ ተመስገን ጥሩነህ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ 759 ሓበሬታታት ነቲ ኮሚቴ ከምዝቐረቡ ተዛሪቦም። ካብዚ እቲ 175…

ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተረኸበሉ ወተሃደራዊ ጥበብ ብብርኪ ሰርዓተ ትምህርቲ ክሰናዳእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተረኸበሉ ወተሃደራዊ ጥበብ ብብርኪ ሰርዓተ ትምህርቲ ተሰናዲኡ ኣብ ወተሃደራዊ ሰልጠና ክካተት ኢዩ ተባሂሉ። ዋና መምርሒ ሰልጠና ትምህርቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተመዝገበሉ ወተሃደራዊ ታክቲክን…

ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ-ግዕዚይና ዝሰርሖም ስራሕቲን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ-ግዕዚይና ዝሰርሖም ስራሕቲን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዘተ ካብ ፌደራል፣ ክልልን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ክሳብ ሐዚ…

ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘጋጥሙ ስግኣታት ፀፅታ  ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘጋጥሙ ስግኣታት ፀፅታ  ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን። ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሓላፍቲ ስራሕ መንግስቲ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኬኒያ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣቦ መንበርነት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ኬንያ ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣቦ መንበርነት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ኬንያ መዘነኦም ተረኪቦም፡፡ ኣኼባ ሚኒስትራት ገንዘብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተሰርሑ…

ማእኸለ ምፍፃም ልኡኽቶ ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለ ምፍፃም ልኡኽቶ ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ብሓባር ኣብ ምክልኻልን ምምካትን ልዑል ግደ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ኢንተር ፖል ገሊፁ። ኣባል ሮክ ዝኾነት ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ገበን ፈፂሞም ዝተሰወሩ ገበነኛታት ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዓወት ዓድዋ እንትኽበር ዘይተገበአ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ኣካላት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዓወት ዓድዋ እንትኽበር ዘይተገበአ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝተወሰነን ካልኦት ስራሕቲ ምርመራ እናተገበሩ ከምዝኾኑን ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ÷…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመዛበሉ ህፃናት ንምጥያሽ ዝኸውን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ፣ ትካ መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ)ን መሓዙቶምን ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂን ዝተፈላለዩ ምኽንያታትን ንዝተመዛበሉ ህፃናት ዝጣየሹሉ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሮም፡፡ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልላት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ደቡብ ኮሪያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ደቡብ ኮሪያ ሊ ቻንግ ዎ ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ከምዝሓረኦ÷ እቲ ዘተ ን19 ዓመታት ዝዘለቐ ምሕዝነት ከተማታት ኣዲስ ኣበባን…

መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓመት ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ዝዝከር ዘይኮነስ ናይ 365 መዓልቲታት ስራሕ ክኸውን ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 2015 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ÷ “ኣብ መላእ ሃገርናን ወፃኢ ሃገርን ትርከባ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ እንኳዕ ንመዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ…