Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣካብነት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሳሊጡ። እቲ ኣኼባ ብሰንኪ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዘጋጠመ ሕፅረት ዝናብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርፖርት ብራስለስ  “ካርጎ ፐርፎርማንስ ኣዋርድ” ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርፖርት ብራስለስ "ካርጎ ፐርፎርማንስ ኣዋርድ” ተዓዊቱ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኤርፖርት ቢሊጂም ብራስለስ ብመሰረት ዝሃቦ ኣገልግሎት ፅዕነትን ሎጂስቲክስን ንዘመዝገቦ ልዑል ውፅኢት ከምዝተዓወተ ካብ መገዲ ኣየር…

ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ለውጢ ክሌማ ንዝፈፅምኦም ተግባራት ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ለውጢ ክሌማ ንዝፈፅምኦም ተግባራት ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣባላት ጉጅለ ዓለም ለኸ ለውጢ ክሌማን ኢኒሼቲቭ ልምዓት ደንን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ…

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፅባሕ ኣብ መቐለ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ መዳርግቲ ኣካላት  ፅባሕ ኣብ መቐለ ክካየድ ኢዩ። ዕላማ እቲ መድረኽ፥ ድሕሪ ስምምዕነት ኣብ ትግራይ ዝተረጋገዐ ኩነታት ምህላዉን ኣብ መንጎ ኽልቲኦም ወገናት ምትእምማን ምጉልባቱን ንምርኣይ ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ብሪታንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ብሪታንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ጆን ዌልች ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ጎንፂን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ኣብ ፀገም…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢጋድ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢጋድ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ኢስማኤል ዋይስ  ተዛቲዮም። ኢትዮጵያን ኢጋድን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ዛዕባታት ሰላምን ፀፅታን ብምትሕብባር ክሰርሑ ኣብ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣቦ መንበር ኩባኒያ አል ፋይሰል ሆልዲንግስ ኳታር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚመኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣቦ መንበር ኩባኒያ አል ፋይሰል ሆልዲንግስ ኳታር ሼክ ፋይሰል ቢን ቃሲም ኣል ታኒ ዘቲዮም። እቲ ኩባኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ምውፋር ኣብ ዝኽእለሉ ኣማራፅታት ንግዲ ዝጠመተ ዘተ…

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሞርስላቭ ኮሴክ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር በምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት መልዛቦም ካብቲ ኮሚሽን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ ዝነበረ እግዳት መሬትን መሬት ተንከፍን ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት 30 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ ዝነበረ እግዳት መሬትን መሬት ተንከፍን ከምዝተልዓለ ቢሮ ምልማዕ መሬትን ምምሕዳርን ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀንአ ያደታ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ እግዳት ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ ካብ ትማሊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ዓበይቲ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ገይሮም-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 30 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ መበል ሓምሻይ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓበይቲ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ገይሮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ ኣብ…