Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ምስ ጊኒ ንዝገብሩዎ ፀወታ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብመሰረት እዚ ሓለውቲ ልዳት፥ ፋሲል ገብረ ሚካኤል ካብ ጋንታ ባህርዳር ከነማ፣ ሰዒድ ሃብታሙ ካብ ጋንታ ኣዳማ ከነማን…

ሊግ ዓረብ ሊግ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ዘውፀኦ መግለፂ ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ዓረብ ሊግ ህንፀትም ምልኢት ማይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ትማሊ ዘውፀኦ መግለፂ ቅዋም ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበል ገሊፃ። እቲ ሊግ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ቅዋም ንግብፂ ዝወገነ መግለፂ ምዃኑ ዝፍለጥ እንትኸውን፥ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሲንጋፖር ዳግም ቀጥታ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ናብ ሲንጋፖር ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ቀጥታ በረራ ዳግም ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። በርኡ 16 መጋቢት 2015 ዓ.ም ከምዝጅመርን ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ኣገልግሎት ከምዝህብን ተገሊፁ። #Ethiopia…

እስራኤል ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ናብ ፅዕነት ኣገልግሎት ኣብ ዝግበር ስራሕቲ ምቕያር ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ናብ ፅዕነት ኣገልግሎት ዝገብሮ ስራሕቲ ምቕያር ከምትድግፍ ኣፍሊጣ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ አየር ኣይተ መስፍን ጣሰው፥ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ…

ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራሕ ካብ ኣሜሪካ ናብ ሃገሮም ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራሕ ካብ ኣሜሪካ ናብ ኢትዮጵያ ሃገሮም ኣቲዮም። ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራሕ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…

ክፍፍል ዲጂታል መፍትሒ ዝደሊ ፈተና ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ከምዝኾነ ኢትዮጵያ ኣገንዚባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍፍል ዲጂታል መፍትሒ ዝደሊ ፈተና ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ከምዝኾነ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ዓለም ለኸ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣገንዚባ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ÷ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ብፆታ፣ ቋንቋ፣ ዲጂታል…

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣብ መቐለ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፌዴሪኢ ምስ መዳርግቲን መሓዙትን ኣካላት ዘሰናድኦ ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ኣብ ምትካል ዘድሀበ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ። ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ÷ “እቲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ…

ቻይና ማእኸል መሕተቲ ቪዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ማእኸል መሕተቲ ቪዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ። እቲ ማእኸል ንተገልገልቲ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ። እቲ ማእኸል ናብ ቻይና ዝግበር ጉዕዞ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ። ካብ መንጎ እቶም ዝምረቑ ዘለዉ፥ ዘበናዊ ህንፃ መውሃቢ ኣገልግሎት መንግስቲ፣ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ኣብ ወሽጢ 90 መዓልታት ዝተሃነፁ 6…

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ  ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ካብ ነበርቲ እታ ከተማ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ንምውፃእ ልዑል ፃዕሪ ይገብር ከምዘሎ ኣብሪሁ። ኣብታ ከተማ ሱር ዝሰደዱ ፀገማት ፖለቲካ፣ ማህበራዊን ኢኮኖሚያዊን ከምኡውን…