Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ምምስራት ማሕበር ዲፕሎማሰኛታት ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ዐዙዝ ግደ ኣለዎ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምስራት ማሕበር ዲፕሎማሰኛታት ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ዐዙዝ ግደ ከምዘለዎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም። ንሃገሮም ኣብ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ዝፈላለዩ ሓላፍነታትን እናገልገሉ ዝነበሩ ነበር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቶኒ ብሌር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቶኒ ብሌር ዘቲዮም እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ኮፕ28 ዝተሳለጠ ኢዩ ተባሂሉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ቻይና መፍረያይነት ሕርሻ ንምድንፋዕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺ ከምትቕፅል ገሊፃ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር መፍረያይነት ሕርሻ ንምድንፋዕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺ ከምትቕፅል ኣብ ብሄራዊ ኮንግረስ ፓርቲ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻን ገፀርን ገሊፆም። ምክትል አፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ በዶ…

ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ተሳሊጡ። እቲ መደረኽ ዘተ መበል ራብዓይ ዙር እንትኸውን፥ ኣብ መንጎ እቶም ትካላት ልምዓት፣ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ገንዘብን ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ውድብ ሕቡራት መንገስታት ኣብ ኢትዮጵያን ዝተኻየደ…

መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብብርኪ ክልል ይኽበር ኣሎ። ኣብ ክልል ሃረሪ ብብርኪ ክልል መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን እናተኸበረ ይርከብ። እቲ በዓል "ብዝሃነትን ማዕርንትን…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”መሪሕነት ማሕበረሰብ ንዝዓዘዘ ምክልኻል ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ብዝብል መሪሕ ቃል ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ-ግብሪ÷ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓዊሱ ተወከልቲ ኣብቲ ዓውዲ ዝሰርሑ…

መጀመሪ ዕላዊ ምንቅስቓስ ፆታዊ መጥቃዕቲ ጠጠው ናይ ምባል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕላዊ ምንቅስቓስ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበፅሕ ፆታዊ መጥቃዕቲ ጠጠው ናይ ምባል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምዝተረኸባ ካብ ሚኒስቴር  ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቤልጅየም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቤልጅየም ኣሌክሳንደር ዴ ክሮ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ቅድሚ ጉባኤ ኮፕ 28 ምዝታዮም ካብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ዘተኦም ድማ…

ግዚያዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምዝዛሙ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ደብዳብ ተካይድ ኣላ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምዝዛሙ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ደብዳብ ተካይድ ኣላ ተባሂሉ። ኳታር፣ ግብፂን ኣሜሪካን ሓዊሱ ካልኦት ዓለም ለኸ ኣሸማገልቲ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ክናዋሕ ፃዐሪ እናገበረ ፀኒሐን…

ካብ ስልጠና ዝተረኸቡ ልምዲታት ምትግባር ካብ ኣመራርሓ ብቐዳምነት ትፅቢት ዝግበረሉ ጉዳይ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስልጠና ዝተረኸቡ ልምዲታት ምትግባር ካብ ኣመራርሓ ብቐዳምነት ትፅቢት ዝግበረሉ ጉዳይ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኣብ ከተማ መቱ ንኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠናን…