Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጁባ አነትበፅሑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣቀባብላ ክምዝገበሩሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር…

ስልጠና ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጠና ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ሃገራዊ ሓድነት ዘደንፍዕን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ካብ 3 ክሳብ 11 መጋቢት 2015 ዓ.ም "ብዓቕሚ መናእሰይ ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ይረጋገፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል…

ብልማታዊ ሴፍቲኔት ደገፍ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር  ተገይሩ-ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልማታዊ ሴፍቲኔት ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ፀገማት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር  ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ፋንታ ደጀን፥ እቶም ወገናት ብኮቪድ 19ን ኣብ…

4ይ ጉባኤ ዞባዊ ፍልሰት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ጉባኤ ዞባዊ ፍልሰት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ሚኒስትር ዲኤታ ስራሕን ክእለትን ኣሰግድ ጌታቸው÷ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ስደት ንምክልኻል እናሳለጠቶም ዝርከቡ ትባራት ኣመልኪም…

ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ንኣባል ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሮ ሓገዝ ክግምገም ኢዩ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝፅንሕ ጉባኤ…

ልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ውድድር ዘደንቑ መንደራት ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ዝርከብ ልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ውድድር ዘደንቑ መንደራት ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ቱሪዝም ዓለም÷ ንልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ብምግባር መሪፁዎ።…

ምርምራት ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንዕቤት ኢኮኖሚ ኣስተዋፅኦ ንኸበርክቱ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ሃገራዊ ልምዓትን ኢኮኖሚያዊ ምዕባለን ናይ ባዕሊ ኣስተዋፅኦ ንምብርካት ዘኽእሉ ምቹው ሃዋህው ንምፍጣር ተሊሙ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ቅድሚት ትኹረት ዝግበረሎም ዓውዲታት ኢኮኖሚ ንምሕጋዝን…

6ይ ዙር ብሄራዊ ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ሻድሻይ ዙር ብሄራዊ ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ÷ “ወለንታውነት ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዩኒቨርሲቲታ ባህር ዳር፣ ጅማ፣ ዋቸሞን ወላይታ ሶዶን ኢዩ…

ሰሜን ኮሪያ ወታደራታ ንቕሉዕ ኲናት ክዳለዉ ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ምስ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ንዝግበር ንቕሉዕ ኲናት ወታደሮም ኣድላዪ ምድላው ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኪም ጆንግ ኡን ፃውዒት ዘቕረቡ÷ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ልሳነ ምድሪ ዝገብረኦ ወታደራዊ ልምምድ…

ብማሕበር ኢንተርፕርነርስ ሸገር ልዕሊ 397 ሚሊየን ብር ሃፍብት ምፍራይ ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማሕበር ኢንተርፕርነርስ ሸገር ልዕሊ 397 ሚሊየን ብር ሃፍብት ምፍራይ ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ። እቲ ማሕበር÷ ሳልሳይ ዓመታዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም ሓለፍቲ…