Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ትኹረት ብምግባር ከምዝዘተዩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓሬታ…

ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…

ኣብ መንጎ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ምትሕብባር ይምዕበል ኣሎ – ፕሬዚዳንት ሶማሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መንጎ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ምትሕብባር ይምዕበል ኣሎ ክብሉ  ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሃሙድ ገሊፆም። በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ  ሙክታር መሓመድ ደብዳበ ሹመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ…

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዘይሕጋዊ ዝውውር ዶላርን ካልኦት ገበናትን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዘይሕጋዊ ዝውውር ዶላርን ካልኦት ገበናትን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2 መጋቢት 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኦፕሬሽን ብዝውውር…

ኣብ ማላዊ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ 100 ዝኾኑ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማላዊ ብዘጋጠመ ፍሬዲ ዝበሃል ከቢድ ኣውሎ ንፋስ 100 ዝኾኑ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተሰሚዑ። ልዑል ምንቅስቓስ ንግዲ ኣብ ዘለዋ ከተማ ብላንታየር ጥራሕ ኣስከሬን 85 ሰባት ከምዝተረኸበ ቢቢሲ ፀብፂቡ። ብልዑል ዝናብ ዝተዓጀበ…

ሚኒስቴር ምክልኻል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 220 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 220 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝገለፀኦ÷ እቲ ሰራዊት ወዲ ህዝቢ ብምዃኑ ሰላምን…

ኢትዮጵያ ክታበታት ክተፍሪ ካብ ሞንጎ ዝተሓረያ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክታበታት ክተፍሪ ካብ ሞንጎ ዝተሓረያ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ምዃና ተገሊፁ። ውድብ ጥዕና ዓለም ምስ ማእኸል ምቁፅፃር ሕማማት ኣፍሪካ ብምትሕብባር መፍረዪ ክታበት ንምህናፅ ሽዱሽተ ሃገራት ሓሪዩ፡፡ ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ…

ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ድጎማ ዋጋ ዘበናዊ ዱኽዒ 21 ቢሊየን ብር ክግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ድጎማ ዋጋ ዘበናዊ ዱኽዒ 21 ቢሊየን ብር ከምዝግበር ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መነግስቲ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን እታዎታት ዘበናዊ ድኹዒ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኬፕ ታውን ተወሳኺ በረራ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኬፕ ታውን ዝገብሮ በረራ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። እቲ ተወሳኺ በረራ 17 መጋቢት 2015 ዓ.ም ከምዝጅምር ገሊፁ፡፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ካብ ኬፕ ታውን ወፃኢ ኣብ…

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክታት ፋርማሲዩቲካልስ፣ ፋብሪካ መዕሸጊ ፍርያትን ፓርክ ኢንዱስትሪን ንምስላጥ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሕዚ ዝተፈረመ ስምምዕነት፥…