Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳናይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ዲፕሎማሲያዊ ጉዳያትን ብዕምቆት ተመያይጦም፡፡ ዝፀንሐ ክልተኣዊ ርክብ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሺ ጂን ፒንግ ንሳልሳይ ግዘ ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃንብምምራፆም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ መልእኽቶም÷ “ሺ ጂን ፒንግ ዳግም ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃን ብምምራፆም…

ትካላት ውፅኢታዊነት ኢንቨስትመንት ኣብ ምድንፋዕ ትኹረት ብምግባር ንጭቡጥ ምዕባለ ክሰርሓ ይግባእ – ኣይተ ኣህመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን (2016-2018) ምስ በጀት 5ይ ዙር ፕሮግራም ኣጠዓዒምካ ምኻድ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ዝተሰናደአን ኣብ ምትግባር ዝርከብን ትልሚ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሽመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሽመታት ኣፅዲቑ። እቶም ሽመታት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤ እናተኻየደ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ፡- ዶክተር ጀማሉ…

ቦርድ መረፃ ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝተፈፀመ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከይገብሩ ምኽልካልን ምእሳርን ብገበን ከምዘቕፅዕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቅንያት ኣካላት ፀፅታ ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝፈፀሙዎ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከይገብሩ ምኽልካልን ምእሳርን ብገበን ከምዘቕፅዕ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ልዕሊ ፓርቲታት እናትን ባልደራስ ሓፈሻዊ ጉባኤ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ንምግባር ቅድመ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር፥ ካብ 16 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ከምዝገብር ኣብ…

ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ትካል በይነ መንግስታት ልምዓት ብምባርቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ኣቦ መንበር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ምስ…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ልምዓት፣ ስራሕቲ ህንፀት ዴሞክራሲን መሰል ጉዳያትን ትኹረት ብምግባር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ልምዓት፣ ስራሕቲ ህንፀት ዴሞክራሲን መሰል ጉዳያትን ትኹረት ብምግባር ከምዝተዛተያ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል…

መበል 55 ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚ ልምዓትን ፕላንን ውሕመ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 55 ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚ ልምዓትን ፕላንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብብርኪ ሰብ ሞያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። እቲ ኣኼባ፥ “ዳግመ ህንፀት ኣፍሪካን ለውጢ ብምቅልጣፍን ዘይምጥዕዓምን…

ፎረም ሚኒስትራት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ጉዳይ ዞባዊ ፍልሰት ኣብ ስርዓተ ፆታን ተሳትፎ ዳያስፖራን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ፎረም ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን ሚኒስትራት ጉዳይ ዞባዊ ፍልሰት ስራሕቲ ጉጅለ ቴክኒካል ኣብ ስርዓተ ፆታን ተሳትፎ ዳያስፖራን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሃገራት ኣብ ስርዓተ ፆታን ተሳትፎ ዳያስፖራን ዘሳለጠኦም…