Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፎረም ሚኒትራት ጉዳያት ዞባዊ ፍልሰት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ራብዓይ ፎረም ሚኒትራት ጉዳያት ፍልሰት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ማሓዙትን መዳርግቲን ኣካላት ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣምባሳደራት ተረኺቦም፡፡…

ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ልዑል ብድሆታት ከምዘጋጠምዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊን ሃገራዊን ፀገማት ስዒቡ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ልዑል ብድሆታት ከምዘጋጠምዎ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ካብቲ ማሕልኻታት ንምውፃእ ዘኽእል መፍትሒ ንምምፃእ ዝዓለመ ዘተ መስ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ…

ትማሊ ምሸት ኣብ ኮልፌ ድሕሪት ዕዳጋ እፎይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 42 ሹቓት ንግዲ ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓ 2፡20 ኣብ ኣዲ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 10 ከባቢ ድሕሪት ኮልፌ ዕዳጋ እፎይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 42 ሹቓት ንግዲ ከምዝዓነዉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ገሊፁ። እቲ ሓደጋ ንምቁፅፃር 15…

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። እቲ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ፣ ውድባዊን ዞባዊን ዛዕባታት ብዕምቆት ብምልዛብ ውሳነታት ከተሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ…

ግብፂ ሓላፍነት ካብ ዝጎደሎ ዘረባን መፈራርሒታትን ንክትዕቀብ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ግዳበ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ “ኩሎም ኣማራፅታት ክፍቲ ኢዮም” በምባል ንዝሃብዎ መግለፂ ሓላፍነት ዝጎደሎ ዘረባ ኢዩ ብምባል ነፂጉዎ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብፂ ግድብ…

ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20ን ቀዋሚ ውክልና ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ ኣሜሪካ ትድግፍ- ኣንቶኒ ብሊንከን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20ን ቀዋሚ ውክልና ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ ኣማሪካ ትድግፍ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ፋና…

እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን ከምዘሎ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ሎሚ ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ብምኻነ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን እኳ እንተሃለወ ዘይሕጋዊ ነጋዶ መስ ደለልቲ ብምዃን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ዝፍፅመሉ ዘሎ ከይዲ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ን\ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ዓሊሙ ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ዝተበፅሑ ስምምዕነታት ተግባራዊ ኣብ ምግባር ዝገብሮ ዘሎ ቁርፀኝነት ንኢዶም። እቶም ሚኒስትር…

ኣሜሪካ ሙሉእ ተግባራዊነት ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ንኢትዮጵያ ናብ ኣጎዋ ንምምላስ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ኣንቶኑ ብሊንከን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሙሉእ ተግባራዊነት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ ንኢትዮጵያ ናብ ኣጎዋ ንምምላስ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኑ ብሊንከን ገሊፆም እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም  ፃንሒት ምስ ፋና…

ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኣህጉራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ግጭትን ኲናትን ደው ንክብል…