Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኢትዮጵያ ናብ ዓብዪ ምዕራፍ ኣብ ትሳገረሉ ድልድል ትርከብ – ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዓብዪ ምዕራፍ ኣብ ትሳገረሉ ድልድል ከምትርከብ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ “ኢትዮጵያ ናብ ዓብዪ ምዕራፍ ኣብ ትሳገረሉ ድልድል ትርከብ ሓደ ሓደ ካብቲ ድልድል…

ስዑድ ዓረብ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲን ኢንቨስትመንት ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑድ ዓረብ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲን ኢንቨስትመንት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ፋህድ ኦቤዱላህ ኣል ሃሚዳኒ ገሊፆም። ኣብ ሞንጎ ስዑድ ዓረብን ኢትዮጵያን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣብ ፅቡቕ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ባጃጅ ተሽከርከርቲ ተነቢሪ ዝነበረ እገዳ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከምዝለዓል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ባጃጅ ተሽከርከርቲ ተነቢሪ ዝነበረ እገዳ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከምዝለዓል ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ገሊፁ። ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባጃጅ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ምቁርራፅ ሓይሊ ኣብ ምፍራይን ዝርገሐን ማይ ፀገም ከምዘፈጠረሉ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ዘሎ ምቁርራፅ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዓማዊል ዝግበኦም ኣገልግሎት ብግቡእ ከይህብ ከመዝገበሮ ገሊፁ። ካብ 1 መጋቢት 2015ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሸሞንተ መዓልቲታት ኣብ ጎዳጉዲ ማይን ጣቢያታት…

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሲቪያ ጁቬንቱስ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ባየር ሌቨርኩዘን ምስ ዩኒዮ ኤስዤ ፌይኖርድ ምስ ሮማ ተደልዲለን። ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ካብ ፀወታ ጁቬንቱስን ስፖርቲንግን ሊዝበንን ዝተዓወተት፤ ኣብ ፀወታ…

ጀርመን ስራሕቲ ብሄራዊ ኪሚሽን ተሃድሶ ንኽዕወቱ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ብሄራዊ ኪሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፍን ኡር ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ተሾመ÷ ኮሚሽን ተሃድሶ ዝተጣየሸሉ ዕላማ፣ ክሳብ ሕዚ ዝተሰርሑ ምዕራፋት ምድላውን ምስ መሓዙት ልምዓት ብሓባር ብዛዕባ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብ82 ሚሊየን ብር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ብምትሕብባር ጎንፂ ተላዒሉዎም ካብ ዝነበሩ ከባቢታት ዝተመዛበሉ ወገናት እግሪ ንምትካል 82 ሚሊየን ብር ሰሊዑ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። በዚ ድማ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ኮንሶ፣ ፍሉያት…

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ሪያል ማድሪድ ምስ ቼልሲ ኢንተር ሚላን ምስ ቤኔፊካ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ባየርን ሙኒክ ኤሲ ሚላን ምስ ናፖሊ ተደልዲለን። ኣብ ፀወታ…

ኣብ ዞባ ኮንሶ ብዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ህይወት13 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኮንሶ ከባቢ ሰገን ወረዳ ገጨርን ቀበሌታት ገርጨን ኣይሎታን ብዝወቕዐ ንፋስ ዝተሓወሶ ከቢድ ዝናብ ህይወት13 ሰባት እንትሓልፍ ብዙሓት እንስሳት ብውሕጅ ተወሲደን። እቲ ዞባ ከምዝሓበሮ÷ ሓደጋ ውሕጅ ዘጋጠመ ኣብ ወረዳ ከባቢ ሰገን ሩባታት…

ብምኽንያት ድርቂን ጎንፂን ዝተጎድኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝድግፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ኢንተግሬትድ ዴቨሎፕመንት ፈያ (ኤፍ ኣይ ዲ ኦ) ብምኽንያት ድርቂን ጎንፂን ዝተጎድኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝድግፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ትካል ንሓደ ዓመት ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ሶማሊያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ፤ ብድርቂ ሕፅረት ምግቢ፣…