Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዝተኻየደ መበል 77 ውድድር ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ዘሎ ደረጃ ብመሓዝ ነቲ ርሕቐት ዛዚሞም፡፡ ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 2 ሰዓት 5…

ክሳብ ዝቕፅል ሰሉስ ዝፀንሕ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ን30ሺሕ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ክሳብ ዝቕፅል ሰሉስ ዝፀንሕ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ። መኽፈቲ ስነ-ስርዓት እቲ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ኣብ ሆስፒታል ኣለርት ዝተኻየደ እንትኸውን፥ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ኣርባዕተ ሰባት ብውሕጅ ተወሲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ብዝወቕዐ ዝናብ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ኣርባዕተ ሰባት ብውሕጅ ከምዝተወሰዱ ተገሊፁ። ትማሊ ምሸት ብዝወቕዐ ዝናብ ስዒቡ ምሸት ሰዓት 12:05 ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስስልክ ላፍቶ ወረዳ 11 ወሰን ሩባ ማንጎ ሰፈር ናብ ዝርከቡ…

ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ንዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዕድል መሃብ ይግባእ -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ንዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዕድል መሃብ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ዓለም ለኸ መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ (ዳውን ሲንድረም) “ስለና ምሳና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ፋውንዴሽን ዲቦራ ኣብ…

ኩሉ ትውልዲ ኣብ ውሽጢ እቲ መፅሓፍ ንባዕሉ ክረክብ ኢዩ ዝብል እምነት ኣለኒ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ቋንቋታት ዝተፅሓፈ መፅሓፍ 'የመደመር ትውልድ' ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤተ መንግስቲ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ብቋንቋ ኣምሓርኛ፣ ኣፋን ኦሮሞን እንግሊዘኛን ዝተሰናድአ ኢዩ። ኣብ ስነስርዓት ኢቲ ምረቓ ቀዳማይ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብቕዓቱ ብዝበለፀ ብምዕባይ ንዞባዊ ሰላም ሓዊሱ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብቕዓቱ ብዝበለፀ ብምዕባይ ንዞባዊ ሰላም ሓዊሱ ይሰርሕ ከምዘሎ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ብዋና ፀሓፊ ማሕበር ወተሃደራዊ ኣታሼታት ሃገራት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ብርጋዲዬር ጀኔራል…

ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ውድብ ብልፅግና ዝሓሸት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእል ምርድዳእ ዝተፈጠረሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ውድብ ብልፅግና ዝሓሸት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእል ምርድዳእ ዝተፈጠረሉ ከምዝኾነ ኣባላት እቲ ፈፃሚ ስራሕ ገሊፆም። ኣይተ ፈቃዱ ተሰማ፥ ብዝተፈላለዩ ኣካላት ዝፍጠሩ ኣዕናዊ ኣጀንዳታት ንኢትዮጵያ ይፍትሉ ምህላዎም ብዕምቆት ተገምጊሙ…

ኣወሃህባ ኣገልግሎት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ንምምዕባል መንግስቲ ደገፉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ- ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ንምምዕባል መንግስቲ ደገፉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ  ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣባላትን ኣመራርሓን እቲ ባይቶ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተዓዚቦም።…

ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን(ኣይ ኦ ኤም) መሀመድ ኣብዲከር  ዘቲዮም። እቶም ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማ ብመሰረት ስምምዕነት ሰላም…

ብቕዓት ሰብ ሞያ ጥዕና ፅርየት ንዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕና ወሳኒ ኢዩ-ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቕዓት ሰብ ሞያ ጥዕና ፅርየት ንዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕና ወሳኒ ኢዩ ክብላ ሚኒስተር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን። ማሕበር ሕክምና ኢትዮጵያ መበል 59 ዓመታዊ ጉባኤኡን ዓለም ለኸ ዓውደ ርእይ ጥዕናን ተሳሊጡ። ዶክተር ሊያ፥ እቲ ማሕበር…