Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ልኡኽ ዓወታት ናይ ምፅናዕን ፈተናታት ናይ ምሽጋርን እዋናዊን ታሪኻዊን ኣመራርሓታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ብመሰረት…

ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘሎ ምንቅስቓስ ዝበረታታዕ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘሎ ምንቅስቓስ ዝበረታታዕ ምዃኑ ካውንስለራት ንግዲ ወፃኢ ኣሜሪካ ገሊፆም። ጉጅለ ካውንስለራት ንግዲ ወፃኢ ኣሜሪካ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዘሎ ምንቅስቓስ ስራሕ ዑደት ገይሮም። እቶም…

ካብ ግዕዝይና ዝፀረየት ሃገር ንምፍጣርን ግዕዝይና ንምክልኻልን ህዝብን መንግስቲን ብሕብረት ክሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ግዕዝይና ዝፀረየት ሃገር ንምፍጣርን ግዕዝይና ንምክልኻልን ህዝብን መንግስቲን ብሕብረት ክሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ግዕዝይና ኣብ ሃገርና ብዙሕ ዝዝረበሉ ዘሎ ጉደይ ገበን እንትኸውን፤ ኣብ ካልኦት ሃገራት እውን ካብ እዋን ናብ እዋን እናዓበየ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ ንትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ሞሮኮ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ መዘናኣ ንእትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ሞሮኮ ኣቲያ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ኮትዲቯር ኣብ ዝካየድ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምስታፍ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ናይ ምድብ መፃረዪ…

ተሓላቒን ተኸራኻሪን ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደብርሃን ገብረእግዚኣብሄር ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሓላቒን ተኸራኻሪን ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደብርሃን ገብረእግዚኣብሄር ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ብብዝሃ ህይወት ሳይንትስትነት ዝለዓለ ኣፍልጦ ዝረኸቡ ዶ/ር ተወልደብርሃን፥ ቀዳማይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ንግስተ ሳባ ከምኡውን ካልኣይ ብርኪ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 14 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ንማእኸል ልህቀት መካናይዜሽን ሕርሻ ዝውዕል ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 14 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ክታም፥ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሬታ ሰዋሰውን ዳይሬክተር…

ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ናብ ጅቡቲ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ናብ ጅቡቲ ኣቲዮም። ንፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ሼህ ሃጂ ኢብራሂም ቱፋ፥  ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ምሕዝነተን ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን – ኣይተ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ምሕዝነተን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ እዚ ዝበሉ ኣብ መዛዘሚ ናኣባላት እቲ ባይቶ ዝተውሃበ ስልጠና ኢዩ፡፡ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዝርከብን ኣብ…

ሚኒስቴር ሕርሻ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 394 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ምስ መሓዙት ልምዓት ብምዃን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 394 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ሶማሌን ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብን ብምኽንያት ድረቂ ንዝተመዛበሉ ወገናት…

ሩሲያን ቻይናን “ፅቡቕ ጉርብትና ዘለወን ዝተኣማመና መሓዙትን ኢየን” – ሺ ጂንፒንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ቻይናን “ፅቡቕ ጉርብትና ዘለወንን ዝተኣማመና መሓዙትን ኢየን” ክብሉ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም። ሺ ጂንፒንግ እዚ ዝበሉ፥ ናብ ሩሲያ ዑደት ኣብ ዝጀመሩሉ እዋን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝኾነ ኣልጀዚራ…