Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት 20 ድሮናት ዝሰርሐ ኢትዮጵያዊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኑኤል ባልቻ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደንቢ ዶሎ መምህር ሜካኒካል ምህንድስና ኢዩ፡፡ ኣብ ሓደ ዓመት ዝተፈላለየ መጠንን ኣገልግሎትን ዘለወን “ፊክስድ ዊንግ”ን “መልቲ ኮፕተር (ሮተርስ)” ብዝብል ሳይንሳዊ ምድባት ዘረአያ 20 ድሮናት ሰሪሑ፡፡ እተን…

ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዊ ካብ ድኻም እዚ ዓለም  ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፊ ቤት ዕዮ ብፁእ ወቅዱስ ፓትርያርክን ላዕለዋይ መምርሒ ርክብ ወፃኢን፣ ሊቀ ጳጳስ ኣህጉረ ስብከት ድሬዳዋን ጅቡቲን ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዊ(ዶ/ር ) ካብ ድኻም እዚ ዓለም ዓሪፎም። ብፁእነቶም ንነዊሕ እዋን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሓገዝ ሕክምና…

ወርሒ ብዘይምርኣያ ፆመ ረመዳን ሓሙስ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1444 ዓመተ ሂጅራ ወርሒ ብዘይምርኣያ ፆመ ረመዳን ሓሙስ(ድሕሪ ፅባሕ) ክጅመር ኢዩ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መበል 1444 ዓመተ ሂጅራ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ።…

መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ፎረም፥ ኣብ መንጎ ነጋዶ ቱርኪን ኣፍሪካን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ንምባልን ማእኸለዎትን ኣናእሽቱን ፍሪያታት ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ምፍላጥ…

መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ይሳለጥ ኣሎ። ካብ ሽይጣት እቲ መፅሓፍ ዝርከብ ኣታዊ ኣብ ዞባ ባሌ ንዝርከብ “ሶፍ ዑመር ዋሻ” ዝኸውን መሰረተ ልምዓታት ንምህናፅ ከምዝውዕል ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥…

ፆም ረመዷን ሎሚ መዓል ወርሒ እንተተራኢያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራኢያ ድሕሪ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ – ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1444 ዓመተ ሒጅራ ፆም ረመዷን ሎሚ መዓልቲ ወርሒ እንተተራኢያ ፅባሕ ረቡዕ፤ እንተዘይተራኢያ ድማ ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝጅምር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1444 ዓመተ ሒጅራ ፆም ረመዷን…

ጥንኩር ቁመና ፓርቲ ብምፍጣርን መንግስቲ ብምህናፅን ምዕባለ ኢትዮጵያን ጋህዲ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ጥንኩር ቁመና ፓርቲ ብምፍጣርን ጥንኩር መንግስቲ ብምህናፅን ምዕባለ ኢትዮጵያን ጋህዲ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣኼባ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዋና ቤት…

ኣብ እዋን ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ “ልዑል ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ተፈፂሙ ኢዩ” ብምባል ኣሜሪካ ዘውፀአቶ ፀብፃብ ከምዘይትቕበል ኢትዮጵያ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ “ልዑል ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ተፈፂሙ ኢዩ” ብምባል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ዘውፀኦ ፀብፃብ ከምዘይቕበል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ካፒታል ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ናብ 221 ቢሊየን ብር ክብ ንክብል ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ህንፀት ዘለዉ መሰረተ ልምዓታት ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ንክዛዘሙን ዝተዛዘሙ ናብ ስራሕ ንክኣትዉን ዝተፈቐደሉ ካፒታሉ ናብ 221 ቢሊየን ብር ክብ ንክብል ወሲኑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል…

ኣብ ዞባ ዳዋ ልዕሊ 121 ሺሕ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድልዮም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ዳዋ ልዕሊ 121 ሺሕ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድልዮም ተገሊፁ፡፡ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከባ 11 ዞባታት ብዘጋጠመ ድርቂ ልዕሊ 3 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜታት ሓገዝ ይጠልቡ። ብቐንዱ ኣብቲ ክልል ብድርቂ ካብ ሞንጎ…