Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ሳንቫዶ 120 ቶን ዘይቲ ኣቮካዶ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ሳንቫዶ 120 ቶን ዘይቲ ኣቮካዶ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ከምዘቕረበ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ፓርክ ሕርሻ ይርጋለም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓደ ዝኾነ ፋብሪካ መፍረዪ ዘይቲ ኣቮካዶ…

መሱት ኦዚል ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊ ፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል መሱት ኦዚል ኣብ 34 ዓመቱ ካብ ኩዕሾ እግሪ ንባዕሉ ኣግሊሉ፡፡ ኣብ ጀርመናውያን ጋንታታት ሻልከ 04ን ዌርደር ብሬመን እናተፃወተ ዝነበረ ኦዚል፥ ኣብ 2010 ደቡብ ኣፍሪካ ዝተኻየደ ፅዋዕ የዓለም ምስ ሃገራዊት…

ኣብ ኢትዮጵያ እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ንኻልኦት ሃገራት ተሞክሮ ዝኾኑ ኢዮም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ንኻልኦት ሃገራት ተሞክሮ ከምዝኾኑ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ሓለዋ ከባቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኤልዛቤት ማሩማ ኣፍሊጠን። ሚኒስትር ዴኤታ ፕላንን ልማትን ሳንዶካን ደበበ ምስ ጉጅለ…

ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ብፖሊሲ ዝተሓገዘ ድጋፍ ፋይናንስ ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፋይናንስ መካተቲ ብምግባር ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ብፖሊሲ ዝተሓገዘ ድጋፍ ፋይናንስ ምግባር ከምዝግባእ ማሕበር መናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ማሕበር መናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን…

ጀርመን ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ብድርቂ ንዝተጎድኣ ሃገራት ዝውዕል ሓገዝ 25 ሚሊየን ዩሮ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሶማሊያ ፣ኬንያን ሱዳንን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሓገዝ 25 ሚሊዮን ዩሮ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ ብትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣቢሉ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ ፋኦ ነቲ ሓገዝ ካብ ምግስቲ ጀርመን…

መንግስቲ ሕማም ሳምቡእ ኣብ 2030 ንምጥፋእ ቆራፅ ኢዩ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሕማም ሳንቡእ (ቲቢ) ኣብ 2030 ንምጥፋእ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ሕማም ሳንቡእ ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ መፅናዕቲን ምርምርን ውፅኢታዊ ከምዝኾኑ ገሊፀን፡፡ መበል 17…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ህወሓት ካብ ዝርዝር ትካል ግብረ ራዕዲ ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ካብ ዝርዝር ትካል ግብረ ራዕዲ ንኽለዓል ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ባይቶ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ፥ ህወሓት ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ንምልዓል ብዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ድሕሪ…

ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ መርሃ ግብሪ መፋለጢ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ልዕሊ 609 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተገበረ መርሃ ግብሪ መፋለጢ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ልዕሊ 609 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ። መፅሓፍ የመደመር ትውልድ ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ መፋለጢ ዝተኻየደ፥ በቲ ኣታዊ ልምዓት በዓልቲ ሶፍ…

መንግስቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ዘላቒ ንምግባር እናሰርሐ ይርከብ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ዘላቒ ንምግባር እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ገሊፆም። ሴኪዩሪቲ ስተዲስ ዝተብሃለ ትካል ምስ ኦፕን ሶሳይቲ ኣፍሪካ ብምትሕበባር "ስምምዕነት ምቁራፅ ጎንፂ ናብ ኩለመዳይ ሃገራዊ…

ብሪታኒያ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዕዉት ንኽኸውን ኣድላዪ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን ብሪታኒያ ኣንድሪው ሚሸል ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም። ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ኣብ ምትሕብባር ልምዓት ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ…