Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ የሳልጣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጣ ኣለዋ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንግዲ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻት ንግዲ ቱርኪ ምስ ኣካላት ማሕበረሰብ ንግዲ ኢትዮጵያ ይሳተፉ ከምዘለዉ…

ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊት ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊት ምብፅሑ ተገሊፁ። እምነ ኩርናዕ እቲ ግድብ ዝተነበረሉ መበል 12 ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ፕሮጀክት እቲ ግድብ ካስብ ሐዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ኣብ ቀፃሊ ክስርሑ ዝተትሓዙ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ  ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ጌታቸው ረዳ  ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንክኾኑ ምሿሞም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 62(9)ን ኣዋጅ ቁፅሪ…

ከተማታት ንነበርተን ንክጥዕማ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ንነበርተን ንክጥዕማ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ኣብ ሰትራቴጂ ልምዓት ኣባይቲ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ከተማታት ዘሎ ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ይስራሕ ከምዘሎ…

ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ኮሚሽን ሽግግር ሓይሊ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ኢኮኖሚ ዓለም ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ምዃን ዘኽእል ኣማራፂታት ምግላፁ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።…

ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ዝበፅሕ ምንግልታዕ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ዝበፅሕ ምንግልታዕ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ፍልሰት ብሓባር ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ጥምረት ምትሕበባር ፍልሰት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝነበሮ ኣፈፃፅማ ስራሕ በዝምልከት ዘተ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ትሑት ናብራ ንዘለዉ ዜጋታት ዝኸውን መንበሪ ኣባይቲን ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ኣዶታትን ዝውዕል ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ትሑት ናብራ ንዘለዉ ዜጋታት ዝኸውን ብ300 ሚሊየን ብር ዝህነፅ መንበሪ ኣባይቲን ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ኣዶታትን ዝውዕል ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢረን። እቲ ማእኸል ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝህነፅ ኢዩ…

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ኣብ ጉባኤ ማይ ውሕመ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ ማይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ታጂክስታንን መንግስቲ ኔዘርላንድስን ዝተሰናደአ ኢዩ፡፡ ድርቂን ለውጢ ንብረት…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ዳይሬክተራት ጉዳያት ፖለቲካ ሃገራት ቤኔሉክስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ዳይሬክተራት ጉዳያት ፖለቲካ ቤልጂዬም፣ ኔዘርላንድስን ሉክዘምበርግን ተዛቲዮም። እቶም ዋና ዳይሬክተራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላምን ምርግጋእን ንምፍጣር እናሳለጦም ዝርከብ ስርከብ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሳይንቲስት ጉዳያት ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደ ብርሃን ገብረእግዚኣብሔር ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሳይንቲስት ጉዳያት ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደ ብርሃን ገብረእግዚኣብሔር ሎሚ ኣብ ካቴድራል መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርና ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን፣…