Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ሰሜን ኮሪያ ፈተነ ኒውክሌር ዝሽከም ናይ ውሽጢ ማይ ድሮን ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኒውክሌር ናይ ምሽካም ዓቕሚ ዘለዎ ሰብ ኣልቦ ናይ ውሽጢ ማይ ኣውሮፕላን (ድሮን) ፈተነ ምክያዳ ማዕኸን ዜና እታ ሃገር ገሊፁ፡፡ እታ ድሮን ካብ 80 ክሳብ 150 ሜትሮ ትልቀት ኣብ ውሽጢ ዘለዎ ማይ ልዕሊ 59…

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ምስ ሚኒስትር ሕርሻ ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ሚኒስትር ሕርሻ ቱርኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳይ ዓቕሚ ልምዓት ማይ፣ ኢነርጂን ሚቲዮሮሎጂን ትኹረት ገይሮም፡፡ እቲ ልዝብ ጎድና ጎድኒ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ጉባኤ ማይ…

ኣብ ቤላሩስ ዝርከቡ ኩባኒያታት ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ምፍራይ ከምዝደሊዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤላሩስ ዝርከቡ ኩባኒያታት ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ምፍራይ ከምዝደሊዩ ገሊፆም። እቶም ኩባኒያታት ዕደና ንምውፃእ ኣገልግሎት ዝህባ መካይንን ክፍሊታት ሞተርን ከምኡውን ናውቲታት ሕክምና ንምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎም ኢዮም…

ኢትዮጵያ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ንምትግባር ዘርአየቶ ፃዕሪ ኣብ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ናእዳ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ንምትግባር እናወሰደቶም ዝርከቡ ስጉምቲታት ኣብ ጄኔብ ፍሉያት ልኡኻት ሕብረት ኣውሮፓን ኣሜሪካን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢዶም። መንግስቲ ኢትዮጵን ህወሓትን ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዝበፅሑዎ ስምምዕነት ንምኽባር…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ሎሚ ምሸት ፀወተኦም ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ሎሚ ምሸት ፀወታ ምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ ከካይዱ ኢዮም። እቲ ፀወታ ሰዓት 5፡30 ከምዝግበር ኣብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…

ኢትዮ ቴሌኮም ቴሌብር ሱፐር ኣፕ ዝተብሃለ “ኣፕሊኬሽን” ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ቴሌብር ሱፐር ኣፕ ዝተብሃለ “ኣፕሊኬሽን” ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮምን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…

መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዓለም ለኸ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥ እቲ…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብዓውዲ ጉምሩክ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብዓውዲ ጉምሩክ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። እቲ ስምምዕነት ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጉምሩክ ክልቲአን ሃገራት ቅልጡፍን ዘመናዊን ንምግባር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ዓለም ለኸ መዐቀኒታት ማእኸል ዝገበረን…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ክታም ኣንቢረን። ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ኣብያተ ዕዮ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር ንክኸፍሉ ከምዝተወሰነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር ንክኸፍሉ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1444/2015 ተጓዓዝቲ ሓጅ ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር…