Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኮሌጅ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ኣብ ኮሌጅ  ኢንጂነሪነግ ቢሾፍቱ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ስነ ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት መኮንናትን ወተሃደራዊ ኣታሼ ዝተፈላለያ ሃገራትን ተረኺቦም። እቶም ተምሃሮ…

ስርዓት ጥዕና ንምጥንኻር ምትእስሳር ኣገልግሎት ትካላት ጥዕና ምድንፋዕ ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ጥዕና ንምጥንኻር ምትእስሳር ኣገልግሎት ትካላት ጥዕና ምድንፋዕ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ስርዓት ጥዕና ንምጥንኻርን ምትእስሳር ኣገልግሎት ትካላት ጥዕና ብፍላይ ጥዕና ኣዴታት፣ ህፃናት፣ ሰገናትን ስነ ተዋልዶን ተበፃሕቲ ንምግባርን…

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ሃፍቲ ዓሳ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ርብርብ ክግበር ይግባእ – ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ሃፍቲ ዓሳ ብስፍሓት ኣብ ረብሓ ብምውዓል ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ብምውዳድ ምስራሕ ከምዝግባእ ትካል በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ገሊፁ። ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ህንዲ ውቅኖስ ዘሎ ሃፍቲ…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ቪክቶሪያ ክዋክዋ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ኣብ ጉዳያት ልምዓት፣ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምንቃሕን ምትሕብባር ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ…

ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ብሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ከየጋጥም ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል እዋን ክረምቲ ዓመተ 2015 ዓ.ም ብሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ከየጋጥም እናሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር ዘፈር ምንካይ ስግኣት ሓደጋ እቲ ኮሚሽን ይክፈለው ገ/መስቀል ኣብ ዝሃቡዎ…

ናብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ኣብ ምእታው ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ኣብ ምእታው ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። ብሬን፣ ክላሽንኮቭን ካልኦት ጠያይቲን ብክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ወረዳ  ሃመር ብጀልባ ብምሽጋር…

ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ዶክተር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኡር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዘለወን ነዊሕ እዋን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ትኹረት ዝገበረ ከምዝነበረ ካብ ኤምባሲ ጀርመን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ምስ ሓላፊ ቀዋሚ ዲፕሎማቲክ ሚሲዮን ሃገራት ሊግ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሪታ ሰውሰው ምስ ሓላፊ ቀዋሚ ዲፕሎማቲክ ሚሲዮን ሃገራት ሊግ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ዋሊድ ሃመድ ሺልታህ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ሰብኣዊ ዲፕሎማን ቀዋሚ ተወካሊ ሕብረት ኣፍሪካን…

ኢትዮጵያ ግዕዝይና ንምክልኻል ንእትገብሮ ተግባራት ዝግበር ቴክኒካል ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ግዕዝይና ንምክልኻል ንእትገብሮ ተግባራት ዝግበር ቴክኒካል ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብል ቢሮ ምክልኻል ሓደገኛ እፅን ገበንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ምስ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ብምትሕብባር…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ፌዴራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ፌዴራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ትካላዊ ዓቕሚ ብምህናፅ ዓወታት ክነቐፀል ኢና” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ከም ሃገር ዝተረከቡ ዓወታት ኣጠናኺርካ…