Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዘፍለጠኦ፥ “ክእረሙ ኣብ ዝግበኦም ጉዳያት ከምኡ እውን ትኹረት ኣብ ዝጠልቡ ጉድለታትና ኣንፈት መፍትሒ…

ኣብ ቃላይ ጫሞ 8 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝበረት ጃልባ ጥሒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፍሉይ ወረዳ ኣማሮ ኣልፉጮ ኣቡሎ ናብ ከተማ ኣርባምጭ ሸሞንተ ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ከምዝጠሓለት ፖሊስ ክልል ደቡብ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ሚዲያ ፖሊስ እቲ ክልል ምክትል ኮማንደር ታጁ ነጋሽ፥ እታ ጃልባ ሸሞንተ ሰባት…

ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ። ካብ ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሩ ዝተወለዐ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ኣብ ግዝኣት ሚሲሲፒ 25 ሰባት ህይቶም እንትሓልፍ÷ ኣብ ግዝኣት ኣልባማ ድማ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ፡፡ እቲ…

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ልዕሊ 9 ነጥቢ 5 ሚሊየን እንስሳ ዘቤት ብምኽንያት ድርቂ ሞይተን – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሶማሊያን ኬንያን ብዘጋጠመ ድርቂ ብውሕዱ 9 ነጥቢ 5 ሚሊየን እንስሳ ዘቤት ከምዝሞታ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብ ሓሙሽተ ወቕቲታት ዝናብ ማይ ዘይምውቅዑ ስዒቡ ብዘጋጠመ ድርቂ÷ ኣብቲ ዞባ ኣብ…

ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪ/ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኣብቲ ውድድር÷ ካብ ኣትሌት መዲና ብምቕፃል ኣትሌት ፅጌ ገብረሰላማ ካልአይቲ ኣትሌት መልክናት ውዱ ሳልሰይቲ ብምኻን ውድድረን ዛዚመን፡፡…

ኣብ ባህርዳር፣ ክልላት ጋምቤላን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር፣ ክልላት ጋምቤላን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ እናሰርሑ ምዃኖም ገሊፆም። እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ናብቶም ካባቢታት ዝመፅኡ በፃሕቲ ቆፅሮም እናወሰኸ…

ህዝቢ ጉራጌ ንፀገማት ሃናፂ ብዝኾነ መገዲን ዘተን ዝፈትሕ ሰላም ደላዪ ህዝቢ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ጉራጌ ንፀገማት ሃናፂ ብዝኾነ መገዲን ዘተን ዝፈትሕ ሰላም ደላዪ ህዝቢ ኢዩ ክብሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ዞባ ጉራጌ ምስዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዘቲዮም። ህዝቢ ጉራጌ…

ሃገራዊ ሰሙን ዕድጊት ቦንድ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሰሙን ዕድጊት ቦንድ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ፕሮጀክት ህንፀት እቲ ግድብ መበል 12 ዓመት ምንባር እምነ ኩርናዕ እቲ ግድብ ምኽኒያት ብምግባር ካብ ዘዳለዎ መርሃ ግብሪ…

ኢንስቲትዩት ቶኒ ብሌየር  ንዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ቶኒ ብሌየር  ንዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ከምዝቕፅል ገሊፁ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ዋና ኣቦ መንበር እቲ ኢንስቲትዩት ቶኒ ብሌየር  ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ትካላት ዘሎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ማሕበረሰብ ዞባ ጉራጌ ንምዝታይ ናብቲ ዞባ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ማሕበረሰብ ዞባ ጉራጌ ንምዝታይ ናብቲ ዞባ ሎሚ ንጎሆ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ብምዃን ምስ ማሕበረሰብ እቲ ዞባ ንምዝታይ ሎሚ ናብቲ ዞባ ምኻዶም ካብ ቤት ፅሕፈት…