Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ክሳብ ሕዚ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት 282 ሺሕን 934 ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ተኸፋፊሉ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት 282 ሺሕን 934 ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ…

ብዝነኣድ ስራሕቲ ሙዚቃ ፒያኖ ዝፍለጣ እማሆይ ፅጌማርያም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነኣድ ስራሕቲ ሙዚቃ ፒያኖ ዝፍለጣ እማሆይ ፅጌማርያም ገብሩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። እማሆይ ፅጌማርያም ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳመይት መቀናበሪት ቫዮሊንን ፒያኖን ከምዝነበራ ይዝረብ። እማሆይ ፅጌማርያም ካብ ኣቦአን ኣይተ ገብሩ ደስታ…

ሚኒስትር ሕርሻ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያን ሓላፊት ስራሕ ፋኦን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንዲር ፌርራን ኣብ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዳይሬክተር ስርዓተ ምግቢ ሊናት ኑፊልድን ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ምስቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝነበሮም ዘተ፥ መንግስቲ…

ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ንዝወስዱ ተምሃሮ ምዝገባ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 15 ሚያዚያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ንዝወስዱ ተምሃሮ ምዝገባ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 15 ሚያዚያ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ምዝገባ፥ ቅድመ ሐዚ ዝረኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ብምቕራፍ ዝሓሹ ኣሰራርሓታት መሰረት ብምግባር ከምዝካየድ ተገሊፁ።…

ዝተረፉ ፀወታታት ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረፉ ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም። ማሕበር ኣክሲዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር 2015 ዓ.ም ዝጅምረሉ ቀፃሊ መርሃ ግብሪ ንጋንታታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት…

ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ምምሕያሽ ማሕበረሰብ – ሓቆፍ ዓሌት ኣባጊዕን ኣጣልን ተረባሒት ከምዝኾነት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ገፀራማ ከባቢ ኣብ ትሑት ስራሕቲ ሕርሻን ምርባሕ እንስሳን ዝመሓደሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት ምግባር ከምዝተኸኣለ ኢንስቲትዩት ልምዓት እንስሳት ገሊፁ፡፡ ብፍላይ ኣባጊዕን ኣጣልን ብምርባሕ ዝመሓደሩ ክፋላት ሕብረተሰብ…

ካብ ህዝቢ ኣብ ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣፈፀምቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ህዝቢ ኣብ ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣፈፀምቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ወርሒ ለካቲት ምስ መራፂ ማሕበረሰብ ኣብ ዝተገበረ ዘተ ዝተልዓሉ ሕቶታት ልምዓት፣ ሰናይ ምምሕዳር፣ ሰላምን ድሕንነትን ከምኡውን ናህሪ…

ኣብ ቀፃሊ ከም መሪሕ ፓርቲ ናፃነት ብኣግባቡ ኣብ ምጥቃምን ምምሕዳርን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ቀፃሊ ዋና ስራሕና ከም መሪሕ ፓርቲ ናፃነት ብኣግባቡ ኣብ ምጥቃምን ምምሕዳርን ምስራሕ ኢዩ” ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። "ዓወታት ምፅናዕን ፈተናታት ምስጋርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሰለስተ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ክፍሊ ሽርክና ሚኒስቴር ግብርና ቻይና  ኒ ሆንግሺንግ፣ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጉዳያት ምዕራብ ኤስያን ኣፍሪካን ሊዩ ጂያንግ…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም። እቲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 4፡00 ምሸት ኣብ ስታዲየም ራባት ልዑል ሞውላይ ዓብደላ ክግበር ኢዩ። ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዘይካ ሚሊዮን ሰለሞን ካልኦት…