Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ክቕፅል ንምግባር ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ነበርቲ ምምሕዳር ከተማ ሸገር፣ ከተማታት ጅማ፣ ኣሰላ፣ ያቤሎ፣ ኣዳማ፣ ሻሸመኔ፣…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ኣብ መላእ ክልል ኦሮሚያ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ድጋፍ፥ ድሕሪ ለውጢ ኣብ ዘለዉ 5 ዓመታት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመዳይ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ካልኦት…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጥንታዊ ቤተ-መንግስቲ ፋሲለደስ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ጥንታዊ ቤተ-መንግስቲ ፋሲለደስ ዑደት ገይሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዑደት÷ "ኣብዚ ቦታ ኣቦታትና ዝሰርሑዎ ኣዚዩ ዘደንቕ ጥበብን ናይ ኢድ ስራሕን ይረአ" ኢሎም፡፡…

ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ፅባሕ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ፅባሕ ኣብ መላእ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ከምዝካየድ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፥ እቲ ሰልፊ ዝካየደሉ ምኽኒያት ድሕሪ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም…

ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮሙኬሽን ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ንከጠናኽር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮሙኬሽን ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ብዝበለፀ ንከጠናኽር ተሓቲቱ። ኣብ ጄኔቫ ቀዋሚ ተወካሊ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፀጋአብ ከበበው ምስ ዋና ፀሓፊ ሕብረት ዓለም ለኸ ቴሌኮሙኬሽን  ዶሬን ቦግዳን ማርቲን ዘቲዮም፡፡ ኣብቲ ዘተ፥…

ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ኣብዚ ዓመት ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገባ በቢከባቢአን እወንታዊ ፅዕንቶ ዘሕደራ ምዃነን ተገሊፁ።…

ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። ፕሬዚዳንት እቲ ፋውንዴሽን ሪታ ሮይን ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓ ቦርድን ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ገምጋም መርሃ ግብሪ…

ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 7 ነጥብ 7 ሚሊየን ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 7 ነጥብ 7 ሚሊየን ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣቱ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር) ከምዝበልኦ ፥ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዓ.ም 12 ነጥቢ 8…

ከንቲባ ኣዳነች ን150 ዓቕሚ ዘይብሎም ፣ ኣረጋውያንን ኣካል ጉዱኣትን ከምኡውን 50 ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝለዓሉ ሰባት ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ን150 ዓቕሚ ዘይብሎም ፣ ኣረጋውያንን ኣካል ጉዱኣትን ከምኡውን 50 ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝለዓሉ ሰባት ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ፥ እንሰርሖ ስራሕቲ ንነበርቲ ኣዲስ…

ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ጋሞ ዘህነፆ ካምፕ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ጋሞ ዘህነፆ ካምፕ ኣመሪቑ። እቲ ካምፕ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ደቡብ ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ መምርሒ ሰራዊት፣ መንበሪ ሻለቃ መኮንናትን ኣብያተ ዕዮን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ…