Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ሓደ ኣባል እቲ ባይቶ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ናይ ሓደ ኣባል እቲ ባይቶ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣብ ጉባኤኡ ድማ ሚኒስቴር ፍትሒ ብዘቕረቦ ሕቶ መሰረት ብምግባር ናይ ሓደ ኣባል እቲ…

ወይዘሮ ሌሊሴ ደሳለኝ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ጉባኤ፥ ሹመት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወይዘሮ ሌሊሴ ደሳለኝን  ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ ዛህራ ኡመር ዓሊን መርሚሩ ኣፅዲቑ። እቲ ሹመት ብኣብዝሓ ድምፂ…

መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብምንባብ ካብ ዝርከብ ረብሓ ብተወሳኺ ሕብረተሰብ ኣብ ልምዓት ንክሳተፍ ዕድል ከምዝፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብምንባብ ካብ ዝርከብ ረብሓ ብተወሳኺ ሕብረተሰብ ኣብ ልምዓት ንክሳተፍ ዕድል ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ። ልምዓት ቱሪዝም ንምቅልጣፍ ብዙሕ ገንዘብ ከምዘድሊን ብቐዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፅሓፈ መፅሓፍ…

ፕሮጀክት ጎርጎራ ሕልሚ ታሪኽ ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ኢትዮጵያ ደሚሩ ዝሓዘ ኢዩ –    ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ጎርጎራ ሕልሚ ታሪኽ ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ኢትዮጵያ ደሚሩ ዝሓዘ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣካል ፕሮጀክት “መኣዲ ንሃገር” ኣብ ዝኾነ ጎርጎራ ዑደት ገይሮም። እቲ ፕሮጀክት…

ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ከይዲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ከይዲ ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ኣፍሊጡ። ካብ መጋቢት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ንምምላስ ኣብ ዝተገበረ ከይዲ 131 ሺሕን…

መንግስቲ ግብፂ ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዞ ኣሉታዊ ቅዋም ብምቕያር ናብ ስምምዕነት ንኽመፅእ ዓለም ለኸ ውዳበታት ዳያስፖራ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ግብፂ ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዞ ኣሉታዊ ቅዋም ብምቕያር ናብ ስምምዕነት ንኽመፅእ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 30 ዓለም ለኸ ውዳበታት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ሓቲቶም። እቶም ውዳበታ ዳያስፖራ፥ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ሩባ ኣባይ ዝድግፍን መንግስቲ ግብፂ…

ጦር ጀነራላትን መኮነናትን ኤርትራ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት ኣመራርሓ መኮነናትን ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ምሕደራ መርበብ ሓበሬታን ድሕነንትን ዑደት ኣካይዶም። እቶም ኣመራርሓ ሰራዊት፥ ዓቕሚ መሰረተ ልምዓት ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል…

ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 32 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 32 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪማ። ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው፣ ዳይሬክተር ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ቫለሪ ቴሂዮን ሓላፊ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ…

ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዝፈሪ ፍርያት ወርቂ ሕጊ ተኸቲሉ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ንኸኣቱ ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዝፈሪ ፍርያት ወርቂ ሕጊ ተኸቲሉ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ንኸኣቱ ብዕቱብ ምስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን ገሊፆም። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ዘይሕጋዊ ዕድጊት ወርቂ ንምቁፅፃር…

ዓለም ለኸ ዋጋ ነዳዲ ምውሳኹ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ለኣኽቲ ነዳዲ“ኦፔክ” ንዓለም ለኸ ዕዳጋ ዘቕርብኡ መጠን ነዳዲ ንምቕናስ ምውሳነን ኣፍሊጠን። እተን ሃገራት ብ1 ነጥቢ 16 ሚሊየን በርሚል ንምቕናስ ምስምዕመዐን ተሓቢሩ። ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ስምምዕነተን ተግባራዊ ክገብራ…