Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ንበዓላት ዝኸውን ልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝቕፅሉ በዓላት ትንሳኤን ዒድ ዓልፈጥን ልዕሊ 500 ሺሕ ኩንታል ሽኮር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተወገነ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚት ስራሕ ሓለዋ ንግዲ ውሽጢ ሃገርን ዓደግቲን መስከረም ባህሩ…

ልዕሊ 163 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 15 ክሳብ 21 መጋቢት 2015 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 163 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። 109 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣተውቲን 52 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ወፃእቲ ኣቑሑትን ኢዮም ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር…

ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ተዛቲዩ። ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐን ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ዘካተተን ላዕለዎት…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ መስሕብ ቦታታት ዝርከቡሉ ኩነታት ንምፅናዕ ቅድመ ምድላው ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነበረ እዋናዊ ኩነታት ምኽንያት ንዝተወሰኑ ዓመታት ክትትል ዘይተገበረሎም መስሕብ ቦታታት ዝርከቡሉ ኩነታት ንምፅናዕ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ÷ ኣብ ክልል…

ባንኪ ዓለም ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ባንኪ ዓለም ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢ/ር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዳይሬክተር ዓውዲ ማይ ባንኪ ዓለም ሳሮጅ ኩማርን ጉጅለ ልኡኾምን ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ብብርኪ ሃገር ዘሎ…

ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ዓውዲታ ልምዓት፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ ገሊፆም። ኣምባሳደር ሮላንድ ኮቢያ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያን…

ኣሜሪካ ምስ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ወታደራዊ ልምምድ ጥሙር ሓይሊ ባሕር ምክያድ ጀሚረን፡፡ እቲ ወታደራዊ ልምምድ ብኣሜሪካ ዝምራሕ እንትኸውን፥ ብኒውክሌር ትንቀሳቐስን ኣውሮፕላን ተርሽከምን ዓባይ መርከብ ኣሜሪካ ተሳታፊት ከምዝኾነት ኣር ቲ ፀብፂቡ፡፡…

ርክብ ኢትዮ – ኣንጎላ ምጥንኻር ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሓት ዓመታት ዝዘለቐ ምሕዝነት ኢትዮ - ኣንጎላ ብዘፈር ቢዝነስ ምጥንኻር ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኣንጎላ ኣብ ኢትዮጵያ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ምብራር ዝጀመረሉ መበል 50 ዓመት ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ምብራር ዝጀመረሉ መበል 50 ዓመት ኣኽቢሩ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ናብ ቻይና ዝገበሮ በረራ 14 ለካቲት 1965 ዓ.ም ናብ ከተማ ሻንጋይ ብምግባር ኣገልግሎት ከምዝጀመረ ኣዘኻኺሩ፡፡ ካብ 28…