Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ከንቲባ ኣዳነች ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ከረክባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ብምኽኒያት ልምዓት ካብ ከባቢ “ፍል ውሃ” መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ከረክባ ኢየን። ብመሰረት እዚ፥ 200 ኣባይቲ ንነበርቲ ጉለሌ ፣ ኣራዳን ልደታን ክተሓላለፉ ኢዮም። 5 ነጥቢ 6 ሄክታር…

ኩባንኒያታት ሩሲያ ኣብ ናፃ ዞባ ንግዲ ድሬዳዋ ኢንቨስት ንምግባር ድሌቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍቢ ሲ)ካብ ሩሲያ ኩባኒያታት ኣፍረይቲ መኪና ላዳን ጋዝ ግሩፕን ዝመፅኡ ተወከልቲ ምስ ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሽፈራው ሰለሞን ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ሽፈራው ሰለሞን፥ ነቶም ተወከልቲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዘሎ ምቹው…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ንነበር ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንነበር ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ በስሊ ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብ ሓላፍነት ኣብ ዝነበሩሉ…

“ጉዳይ ንምፍፃም ቢጫ ትኬት ቁረፁ” ብምባል እናታለሉ ዝነበሩ 9 ተጠርጠቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ጉዳይ ንምፍፃም ቢጫ ትኬት ቁረፁ” ብምባል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ብኣሽከርከርቲ እናተንቀሳቐሱ ገበን ምትላል እናፈፀሙ ዝነበሩ 9 ተጠርጠቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ተጠርጠርቲ ገበን ዝፍፅሙ፥ ሰራሕተኛታትን ሓለፍቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን3ይ ግዘ ናይ ጎዳና ኢፍጣር ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ጎዳና ኢፍጣር ኣብ ዝቕፅል ቀዳም ን3ይ ግዘ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ኢፍጣር ጎዳና፥ “ኢፍጣርና ንወገናትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ተሓቢሩ፡፡ ረመዳን ወርሒ ምትሕብባር፣…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣፋውስ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኢድ ብኢድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሐኒት ፍቓድ ምሻጥ ይኹን ምክፍፋል እንተይሃለዎም ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣፋውስ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ካብ ሕብረተሰብ ብዝረኸቦ ሓበሬታ መሰረት ብምግባር ብዝገበሮ ክትትል ኢዩ ክልተ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ንዝገበሩ ትካላት ኣመስጊኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ካብ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ጀሚሩ ዝተፈላለዩ ሓገዝ ገንዘብ ንዝገበሩ ትካላት ኣመስጊኑ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ቀዳማይ ዙር ሓገዝ ዝገበሩ ዝርዝር ትካላት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ መገዲ…

ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኤርትራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጀነራል ኣብርሃ ካሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኤርትራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዑደት ገይሩ። ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን፥ "ጦር ጀነራላት ኤርትራ እንኳዕ ናብ ካልአይቲ ገዛኹም…

ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ሩሲያ – ዩክሬን ምስ ቻይና ክዝትዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ሩሲያ – ዩክሬን ምስ ቻይና ሎሚ ክዝትዩ ኢዮም። ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ዴር ሌየንን ንሰለስተ መዓልቲታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ  …

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ። ኣብ ጅቡቲ እንትበፅሑ ድማ ብኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቲ ልኡኽ ቅድም…