Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ዘሰልጠኖም ወለንታዊያን ኣመሪቑ

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 30፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ኣርባዕተ ዩንቨርስቲታት ዘሰልጠኖም ወለንታዊያን ኣመሪቑ። ኣብተን ትካላት ዝሰልጠኑ 6 ሽሕን 714 ብሄራዊ ወለንታውያ መናእሰይ  ሎሚ መዓልቲ ከምዝተመረቑ ተገሊፁ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ካምፓኒ ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ኦሬንት ቻይና ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ካምፓኒ ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ኦሬንት ቻይና ኣብ ዓውዲ ጨርቃ-መርቂ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ። ሰብ ሙያ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ዕዳጋ ብቑዓት ንክኾኑ ዘኽእል ስልጠና ንምሃብ ዘኽእል ኢዩ…

ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ንዝግበር ኢፍጣር ዝኸውን ወፍሪ ፅርየት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ንዝግበር ኢፍጣር ዝኸውን ወፍሪ ፅርየት ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ። ኣብቲ ወፍሪ ብዙሓት ነበርቲ፣ ወለንታዊያንን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ከምዝተሳተፉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ዝረከብናዮ ሓበሬታ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ምምሕዳራዊ ነፃነት ዘይምህላዉ ኣብ ልዕሊ ምዕባለ ፅዕንቶ ፈጢሩ ኣሎ-ፕ/ር ጣሰው ወልደሃና

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ምምሕዳራዊ ነፃነት ዘይምህላዉ ኣብ ልዕሊ ምዕባለ ፅዕንቶ ፈጢሩ ኣሎ ክብሉ ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ ዓርሰ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ሕፁያት መኮነናት ጉባ ኮርስን ድሕረ ምረቓን ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መሰልጠኒ ምዕቃብ ሰላም ሁርሶ ኮንቲጀንት ብምርካብ ሕፁያት መኮነናት ጉባ ኮርስን ድሕረ ምረቓን ኣመሪቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቶም…

ሩዝ ንፈለማ እዋን ኣብ ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ተዓዳዲጉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ፍርያት ሩዝ ከምዝዓዳደገ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ናብ ስርዓት ዕድጊት ካብ ዘካተቶም ፍርያታት ሕርሻ ሓደ ዝኾነ ሩዝ 28 መጋቢት 2015 ዓ.ም ብኤሌክትሮኒክስ መድረኽ ዕድጊት…

ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ዳይሬክተር ዘፈር ሕርሻ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ዳይሬክተር ዘፈር ሕርሻ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ፓስካል ሳጊንጋ (ዶ/ር)ን ኣቦ መንበር ትካል ኣፍራዪ ዘበናዊ ዱኽዒ (ኦሲፒ)ላህቸን ኢናህሊ ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘተአን፥ ኣብ…

ነበር ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ጫላ ዋታ (ዶ/ር) ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ጫላ ዋታ (ዶ/ር) ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ተጠርጣሪ ብመርማሪ ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ኢዮም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ልደታ 1ይ ምድብ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ቀሪቦም። ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም…

ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣውሮፓን ስሎቬኒያ ዝየተመርሐ ልኡኽ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ኣውሮፓን ወፃኢን ስሎቬኒያ ታኒያ ፋየን ዝየተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሓበሬታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ከምዘመላኽቶ፥ እተን ሚኒስትር…

መበል 29 ዓመት ዝኽሪ ምፅናት ዓሌት ሩዋንዳውያን ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 29 ዓመት ዝኽሪ ምፅናት ዓሌት ሩዋንዳውያን ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ተኻይዱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ÷ ሓደ ሚሊየን ዜጋታት ዝቐጠፈ ምፅናት ዓሌት ሩዋንዳ መሕዘኒ ታሪኽ…