Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ካብ ግዝያዊ ፍታሕ ዘላቒ ረብሓ ኣይርከብን – ቀ/ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ካብ ግዝያዊ ፍታሕ ዘላቒ ረብሓ ኣይርከብን“ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መግለፂ ኣውፂኦም፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ብሰላም ተዛዚሙ- ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ነባሪ ኣዲስ ኣበባ ብፍላይ ማሕበረሰብ ሙስሊም ምስኣካላት ፀፅታ ብምዃን ንዝገበርዎ ምትሕብባር አመስጊኑ። ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ ኣካላት…

ፍሉይ ሓይሊ ከምብሓዱሽ ንምውዳብ ኣብ ዝተዳለወ ትልሚ ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ከምብሓዱሽ ንምውዳብ ኣብ ዝተዳለወ ትልሚ ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት መኮንናት መከላከያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላትን ክልቲአንምምሕዳራት ከተማን ተረኺቦም።…

ሕዝበ ሙስሊም ኣብ ጎኒ ዝተፀገሙ ክስለፍ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕዝበ ሙስሊም ኣብ ጎኒ ዝተፀገሙ ክስለፍ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሓቲቱ። ሳልሳይ ዙር ዓብዪ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ጎደና ''ኢፍጣርና ንወገንና'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ…

ኢትዮጵያ ቡና ንወልቂጤ ከተማ 1 ብባዶ ስዒሩዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቡና ንወልቂጤ ከተማ 1 ብባዶ ስዒሩዎ። ኣብ መበል 18 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ ብኢትዮጵያ ቡና ተዓዋትነት ተዛዚሙ።…

ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ደቃ ብነፃነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጀጋኑ ውላድ ስለ ዘለውዋ  ብነፃነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ምክልኻል ሃገርን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ትሕቲ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዝርከብ…

ምስ ዝተጀመረ ሓዱሽ ምልማድ ዝጠዓዓም ስራሕቲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን የድሊ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር  ምስ ዝተጀመረ ለውጢ፣  ሓዱሽ ምልማድን ኣንፈተን ዝጠዓዓም ስራሕቲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ከምዘድሊ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። “ውፅኢታዊ ተግባር ንልዕልነት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል፥…

መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ”  ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ "የመደመር ትውልድ"  ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፣ ምስ ጎና ጎኒ ከቢድ ሓላፍነትን ምምራሕ ሃገርን…

መበል 13 ምዕራፍ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ሓፈሻዊ መጠን ሽልማት ናብ 1 ሚሊየን ብር ክብ ብምባል ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ዝዳሎ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ሓፈሻዊ መጠን ሽልማት ናብ 1 ሚሊየን ብር ክብ ብምባል መበል 13 ምዕራፉ ጀሚሩ። እቲ ውድድር ብሓደሽቲ ተወዳደርቲን ፍሉይ ተውህቦ ዘለዎምን ብቐጥታ ፈነወ ኢዩ ተጀሚሩ። 12 ተወዳደርቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 77 ዓመቱ የኽብር ኣሎ

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 30፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 77 ዓመቱ የኽብር ኣሎ። ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾነ እቲ  መገዲ ኣየር፥ ቅድሚ 77 ዓመት ኢዩ ስራሑ ብዕሊ ጀሚሩ። ኣብ ጉዕዞ ፃንሒቱ፥ ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ምስ ዓለም እናተኣሳሰረ ፀኒሑ እዩ። 141 ኣውሮፕላናት…