ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካን ዒድ ኣልፈጥርን ምኽኒያት ብምግባር ን220 ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካን ዒድ ኣልፈጥርን ምኽኒያት ብምግባር ን220 ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዶም።
እቶም ወገናት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መሃያ ዝሰርሑ ትሑት መሃያ ዘለዎም ሓዊሱ ብሓገዝ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት…