Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ባንኪ ዓለም ብደገፍ ባጀትን ልቓሕን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ዴቪድ ማልፓስ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ማክሪ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ጠመተ ዝገበረ ከምዝነበረ ተሓቢሩ። እቶም ፕሬዚዳንት ስምምዕነት  ሰላም ፕሪቶሪያው ኣብ ምትግባር  መንግስቲ ኢትዮጵያ…

ቀዳመይይ ሚኒስትር ኣቢይ ንቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን እንግዶት ድራር ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳመይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ እንግዶት ድራር ገይሮም። ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣብ ዝተገበረ እንግዶት ድራር እቶም መራሕቲ ክልቲኣዊ ዘተ ምግባሮም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ካብ ዋና ኣሰልጣንነት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ስምምዕ ተፈላሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ካብ ዋና ኣሰልጣንነት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ስምምዕ ከምዝተፈላለዩ ተገሊፁ። ተሰናባቲ ኣሰልጣኒ ካብ መስከረም 2013 ዓ.ም ጀሮም ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ኣገልጊሎም፡፡ ኣሰልጣኒውበቱ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተቐቢሎም ሓሰን ሼክ መሓሙድ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡዎም ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይፍለጥ፡፡ እቶም…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራን ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራን ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥  ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…

ርክብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ተጎረባበትቲ ከባቢታ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ልዝብ እናመርሑ ዝርከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ኢዮም፡፡…

ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ጆርጂያ ሜሎኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምለን ክብል ግዜኢ…

ምእመናን በዓል እንተኽብሩ ዝተፀገሙ ብምሕጋዝ ንኽኸውን ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምእመናን በዓል እንተኽብሩ ዝተፀገሙ ብምሕጋዝ ንኽኸውን ኣቦታት ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ፤ በዓል ትንሳዔ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ…

ፕሬዚዳንት ሉላ ዳ ሲልቫ ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ዘለዎ ዝተጋነነ ግደ ነቒፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ቻይና ኣብ ዝገበሩዎ ዑደት “ዶላር ሸርፊ ንኽኸውን ዝወሰነ መን ኢዩ? ብምባል” ዶላር ኣሜሪካ መተዓዳደጊ ምዃኑ ነቒፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ ዝገበሩሉ እዋን ዶላር ኣሜሪካ ኣብ…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ጋዘኢ ባንኪ ጣልያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ጋዘኢ ባንኪ ጣልያን ፒዬሮ ሲፖሎንጋር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ እዋን ፅድያ 2023 ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓምን ዝተገበረ ኢዩ፡፡ ኣብ ዘካየዱዎ ዘተ፥ ኣብቲ…