Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣምባሳደራት ንበዓል ፋሲካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲታትን ኣምባሳደራትን ዝተፈላለያ ሃገራ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ንተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን፥ “በዓክ ፋሲካ መግለፂ ሓዱሽ ህይወትን ሓዱሽተስፋን ኢዩ”…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንበዓል ፋሲካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ÷ “ንክርስቲያናት ሃገርና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም! ኢየሱስ ክርስቶስ ስቓይን ሞትን ከምዘሎ…

በዓል ፋሲካ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ። ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ንድደቂ ሰባት ድሕነትን ሰላምን ዝተረኸበሉ ከምዝኾነ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡ ብምዃኑ ብትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማታት መኣዲ ኣካፊሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ንኣረጋውያንን ንዓቕመ ደካማታትን  በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ምክፋሎም…

ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂዮ ሜሎኒን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሃሰን ሼኽ መሓሙድን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ሰለስቲኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናይ ክልል ፍሉይ ሓይሊ ዝበሃል ኣወዳድባ የለን- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናይ ክልል ፍሉይ ሓይሊ ዝበሃል ኣወዳድባ የለን ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዥር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ኣብ ትካላት ፀፅታ ፌዴራልን ክልላትን መሊስካ ናይ ምውዳብ ስራሕ…

ዕጥቂ ምስ ዝፈትሑ ዕጡቓት ህወሓትን ሸኔን ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶን እቲ ትካል ንምውዳብ ዝተመደቡ ኣማኸርቲን ዕጥቂ ምስ ዝፈትሑ ዕጡቓት ህወሓትን ሸኔን ዘተ ገይሮም። ዕጥቆም ብምውራድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ካምፕታት ደስኣ፣ ኣጉላዕን ዕዳጋ ሓሙስን ንዝተኣከቡ ዕጡቓት ህወሓት…

በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ 9 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ 9 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ምግላፁ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር…

ኣቦታት ሃይማኖት ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ኣቦታት፥ ብትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተረኸበ ሰላም ምእመናን ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እወንታዊ ተግባር በምፍፃም ክትግብርዎ ይግባእ ኢሎም። ትንሳኤ ኢየሱስ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራን ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ነባርነቶም ኣብ ኣሜሪካ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራን ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክትጥቀም ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘሎ…