Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡባካር ካምፖ ዘቲዮም። እቶም ርእስ ምምሕዳር፥ ዩኒሴፍ ኣብቲ ክልል ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝገብሮ ዘሎ ስራሕ ንኢዶም። ኣብ ቀፃሊ እቲ ትካል ኣብቲ ክልል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ድሮን ዕለተ ትንሳኤን ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም ክብል ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ም/ ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጥማዕ ክታበት ኮሌራ ክትባት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃር ኮሌራ ንሚኒስቴር ልዕሊ1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጣማዕ ክታበት ኮሌራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ፡፡ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ክታበት ኮሌራ ሎሚ ዕለት ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክልላት…

ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሓይሊታትን ዝተፈጠረ ጎንፂ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ መዓልቱ ዘቑፀረ ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሓይሊ ሱዳንን ዝተፈጠረ ጎንፂ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ወታደራዊ መራሒ ጦር ሱዳን ጄኔራል ኣብዱል ፈታህ ኣልቡርሃን ዝመርሑዎ ጦርን ምክትሎም ዝነበሩ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን…

ኣብ ፕሮጀክት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ብምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ፕሮጀክት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ብምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ይዛተ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ቀረብ ሓይሊ፣ ማኑፋክቸሪንግን ትራንስፖርትን ዘድሀበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…

ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዝገብሮ ዝነበረ ዘተ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ንሓደ ሰሙን ዝገብሮ ዝነበረ ዘተ ዛዚሙ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሽ በቀለ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሱዳን መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ኣሊ ኢል ሳዲግ ኣሊ ብስልኪ ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ ምስ ሱዳን መዘነኦም ኣብ ዝገበርዎ ልዝብ ኢትዮጵያ ንህዝቢ…

ህዝቢ ሱዳን ሐዚ ካብ ዘጋጠሞ ኩነታት ናይ ምውፃእ ክእለትን ጥበብን ዘለዎ ህዝቢ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ 9፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ሱዳን ሐዚ ካብ ዘጋጠሞ ኩነታት ናይ ምውፃእ ክእለትን ጥበብን ዘለዎ ህዝቢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ጎረበት ህዝቢ…

ኣብ ኣውሮፓ እቲ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ፊንላንድ ስራሕ ጀሚሩ፡፡ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፊንላንድ ዝተሃነፀ እቲ መብላዕልዒ፥ ኣብ ኣውሮፓ ዝዓበየ ከምዝኾነን ብሰዓት 1 ነጥቢ 6 ጊጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ከምዘለዎን ተሓቢሩ፡፡ ብግዝፈቱ ድማ…

ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓላት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ አእንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል፡፡ ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ኣብ ዝመፅኡ በዓላት ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ፡፡ ምኽንያቱ ድማ…